ፍትዋት ናይ ሃመረ ሂወት ተኻታተልቲ ኣዚዩ መሳጢ መንፈሳዊ መዝሙር ሒዝናልኩም ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና!!!
እዚ መዝሙር እዚ ናይ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ኮይኑ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ኩሉ ሰብ ዝጸናንዓላ ዝነበረት መዝሙር ያ ኣርእስቲ ናይታ መዝሙር ድማ ኣምላከ ዮሴፍ ትብል በዛ መዝሙር እዚኣ ብዙሓት ሓዘኖም ረሲዕም ብፈጣሪ ድማ ተጸናኒዖም ዮም እዛ መዝሙር ካብቲ ብዙሕ ቅዳሕ ብገለ ሞሊቃ ዝረኸብናያ ቪዲዮ ኢያ ።
ሓቢርና ነስተማቅራ
Dear Hamer Life followers, we bring you a very interesting spiritual song!!!
This is a song by gospel singer Samuel Tedros who comforted everyone in the May Ayin camp during the difficult times. The title of the song is God of Joseph.
Let's enjoy it together
Негізгі бет ኣብ ጽንኩር እዋን ሰብ ዘጸናንዐት መዝሙር ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ኣምላከ ዮሴፍ
Пікірлер: 668