KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
ዓለም ንኣይሁድ ክትከናኸን ካብ ዝገብርዋ ታሪኻዊ ፍጻሜ
Күн бұрын
ዓለም ንኣይሁድ ክትከናኸን ካብ ዝገብርዋ ታሪኻዊ ፍጻሜ
Рет қаралды
28,111
Fnan App Infotech
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 87
@MileyAsem
3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢 ዝገርም ታሪኽ ፍናን ከማኻስ 10000000000ይወለዱ
@samuelberih6770
2 ай бұрын
Abey kaklena bota 😂😂😂
@btsiontekle326
3 ай бұрын
Well justification finan great as usual
@natannatan3477
3 ай бұрын
Eritrawi bezi nmntay ygrem wey yhazn ab Adna kab zi zkefe alo sle zeytesenede eyu enber 😢😢😢
@basibasi1807
3 ай бұрын
ካብዚ ዝኸፈእ ደኣ ምናልባት ኣብ ሲኦል ይህሉ ይኸውን እምበር ከምዝስ ኣይሰማዕናን
@africamymom5163
3 ай бұрын
Israel dea Hitler zegeborom hene mefday ab lele plastine yedegmu zegerem eyu nay eze ahzab tarek
@timnithabtemicael5688
3 ай бұрын
አብ ካልአይ ውግእ ዐለም ዝተገብረ ብሕልፊ አብ መዳጎኒ ቦታታት ከም አውሽዊት ስጋብ ሕጂ አብ ዐለም አይተራእየን አቶሚክ ቦምብ ዝተደርበየሉ እዋን እዪ
@timnithabtemicael5688
2 ай бұрын
አብ ካልአይ ውግእ ዐለም ዝተራእየ ቅዝፈት ስጋብ ሕጂ ተወዳዳሪ የብሉን አበይ ትነብር ቅዝፈት ናይ አይሁድን ጅብሲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግብር ስዶማውያን ስጋብ ሕጂ ዋላ hint ዘይብልካ
@shabatshalom693
2 ай бұрын
@@basibasi1807 kaliee endee bi ayney zireakuwo siji adi abeto keman alo azyu zeskahkih hiwet miftarka zexilie
@letischsamuel7908
3 ай бұрын
ወዲ ሰብ ዘይሞተ መን ይሙት እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና
@michaelgoitom4507
3 ай бұрын
መርሓባ ፍናን ሓወይ ስለዚስ ነዚ ዘሕለፍዎ ሽግርር ተረዲኣ ድያ ዓለም ትርደአሎም ? መልሲ ወይስ እሶም ዚሓዝዎ ጽፍሒ ኣለዎም ወይስ ባዕልና ኢና ኪንምልሶ ? ሓንቲ ዘይቲጋዳእ ጸርፊ ዶ ኪጋብዘካ ጥጡቖ ኢለካ ኣለኹ
@MerhawiKehase
Ай бұрын
Libeya resakayu fani haweyy
@amanbeyene2578
2 ай бұрын
Fenan hwey odimen tonan yhbek mes famileyk
@tedrosmengistab2551
2 ай бұрын
Thanks fnan I hope you read the book “Night “ by Elie Wiesel
@samsomhaftom9752
3 ай бұрын
welcome 👍👍
@kibromberhe9492
2 ай бұрын
Thx bro
@SalahSulaiman-d8y
3 ай бұрын
Kibur fnan app ezi ab mengo Niger 🇳🇪 Mali 🇲🇱 burkinafaso zikaye zelo tentnelna nitgebrelna sirah yekenyelna bro ❤❤❤
@kflezionzerazion3369
2 ай бұрын
እዛ ጭፍልቅቲ በልጅም, ልዕሊ 15 ሚልዮን ህዝቢ ኮንጎ ኣጽኒታ.
@habtomhaile6016
3 ай бұрын
Kulu geza beluxe eka emo wetru nexbykana xebke temhrti kexlo ❤❤💙💙💙
@samuelteame7210
2 ай бұрын
Tenx bro ❤
@aronasfaha8582
2 ай бұрын
Fnan ata agame resah alat wedi hakari adgi 🫏🫏🫏🫏🫏🫏🫏
@AaAa-km9pk
2 ай бұрын
ህግደፈ ቀታሊ ናይ ህትለር ፎቶኮብ ወይ ድራማ ህትለር አብ ኤረትራ ዝደግማ ዘሎ
@SamiTewelde-s8j
2 ай бұрын
😢
@ደቀባትትግርኛ
3 ай бұрын
ብዘይ ሃገር እስራል ክርስትያን ክህሉ ኣይክእልን ብዘይ ስዑዲ ዓረብ እስልምና ክህሉ ኣይክእልን ቅድሚ ክርስትያን ቅድሚ እስላም ግን ትግርኛ ኢና
@Befearlesss1
3 ай бұрын
ተጋጊኻ ኣይሁዳውያን ክርስትያን ከም ዘይ ኮኑ ኣይትፈልጥን ዲኻ፧
@timnithabtemicael5688
2 ай бұрын
What!
@JoBu-j9d
2 ай бұрын
እስራኤል ናይ ጅዊሽ ሃገር እምበር ናይ ክርስትና ሃገር ኣይኮነትን። እስራኤላውያን ጨካናት እዮም ፀሊም ሰብ ከም ሰይጣን ዝርእዩ ኩፉኣት እዮም ማርያምን
@Befearlesss1
2 ай бұрын
@@JoBu-j9d EXACTLY
@Befearlesss1
2 ай бұрын
@@timnithabtemicael5688 WHAT AYKONEN TEMEHARI
@Galeb414
2 ай бұрын
😢😢
@yonaskidane-mz8yl
2 ай бұрын
ምንባርካ ዘጽልካ ታሪኽ ማዕረ ክንድዚ ጭካነ
@Arsute
2 ай бұрын
Selam elka jemr
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና
2 ай бұрын
ዓሌትነት 😢
@habtomhaile6016
3 ай бұрын
Selam fani ❤❤
@alazar-j4m
3 ай бұрын
Xbuq srah fani 🎉🎉🎉
@amannuru2957
3 ай бұрын
Hiji win wetahaderatum yehalku aleu nizelalem kihalku eyom zom komalat kemaka
@senaytesfaldet9404
2 ай бұрын
Areb entay alewom mskunot zearky aff tray endiyom gena ketfewom eyom
@منوجهةنظري-ر4ص
2 ай бұрын
ኣንታ አዞም ከምሓያላት ትሓስቦም ዘልካ ፎቖዶ ሃገራት ምዕራብ ፍንፉናት ዮም ነሮም ብሕጂውን ንካል ህዝቢ ክሳብ ዘይክበሩ ታሪክ ክድገም ዩ ናዓኻ ወሲኾም nኩሉ ኣንስሳ ከምዝብልኩም ፍለጥ
@simret.bereket6400
3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዘሕዚን ታሪኽ እዩ ሓሊፉ😢😢😢😢😢
@MengistabGubsa
2 ай бұрын
ኢቲ ዘሕዝን * አብ ትግራይ - ዝሞቱ - ትግራዎት - አሕዋትካ - ከይገለፅካዮ - ሸለል - ምባልካ - ( ተሕዝን ጥራይ ዘይኮነስ ) ስጋብ ክንደይ እንስሳ ምካንካ አብዝዓይነይ ጦብላሕ እልካኒ ። [ ንስካ መን ኢካ " መኒነትካ መን ኢካ " ኢዚ ሕቶ ምስ መለስካዮ *ሰብ ክትከውን ኢካ * ። ስጋብ ሕጂ ግን " እንስሳ " ኢካ ዘለካ ።
@Nibaelu
3 ай бұрын
ቀደም ስለዝተበደሉ ሲ ሕነ ከይፈድዩ ድዩ ዝኸውን ዘሎ ማለት , በጣም ይደብራል ይብሉ ጎሮቤታችን 😢
@Halamadr146
3 ай бұрын
ኮሮባቺን ኢንታይ ዘይብሉ🤣🤣🤣
@Nibaelu
3 ай бұрын
@@Halamadr146 ዓሰርተ ዓመት ዝኸውን ደጋጊምና ዝሰማዕናዮ ታሪኽ ኣርእስቲ ቀያይሮም ይደጋግሙዎ ኣለው , ብጣም !ያስጠላል ,እዚ ምትላል ኢዩ ! አዚ ዙሙት ኢዩ !
@Halamadr146
3 ай бұрын
@@Nibaelu kkk🤣🤣🤣
@tslatsoony6869
3 ай бұрын
እስኪ በል ክሓተካ እድሕር ናይ ባሓቂ መርማሪ ሰብ ተኾንካ ታሪኽ ፑንታውያን ኣምጻኣዮ
@gatogato2852
7 күн бұрын
Fanu you forgot eritrean and.tigrans genocide. Please remember that next time.
@messeltsige7040
3 ай бұрын
ክቡር ሰብ ግና ክቡር ሓሳብ ይሐስብ፡ ኣብ ክቡር ነገር ከኣ ይጸንዕ።ትንቢተ፡ ኢሳ።32- 8)
@Halamadr146
3 ай бұрын
138.500 ኣብ ወርሒ ይቀትሉ ማለት ድዩ 😭
@marawedites7835
3 ай бұрын
Kehateka endo fnan eti kendi tslei ayhud kehadro zkeales entay eyu eti mknyat? Ahtsr abilka ba abrhalna?
@yatanaeintertainment
3 ай бұрын
ከምዛ ወያነ ትብል መዝሙር ኣይሁድ ትብል ውን መለዓዓሊዮም ዝጥቀሙላ ኔሮም።ካልእ ኣይሁድ ስደተኛታት ስለዝነበሩ ዝሕረስ መሬት ስለዘይነበሮም ኣብ ንግዲዮም ተዋፊሮም ሂወቶም ዝመርሑ ኔሮም።ካልእ ዓቢ ዕድል ኤውሮጳውያን ካቶሊክ ስለዝኾኑ ሓረጣ ወይ ወለድ ኣይፍቀድንዩ ወይ ነውሪዩ ኔሩ።ኣይሁድ ነዛ ዕድል ተጠቂሞም፡ለቃሕ ሂቦም፡ወለድ እንዳተቀበሉ ናይ ባንክ ሲስተም ፈጢሮም ኣብ ሓጺር እዋን ንሓድሕዶም ብምድግጋፍ ንቁጠባ ሃገራት ኤውሮጳ ከም ጀርመን ዝኣመሰላ ተቆጻጺሮሞ።ካብዚ ብምብጋስ ሂዝቢ ንምልዕዓል ወይ ንመንግስትኻ ተኣዛዚ ክኸውን ሓደ ጸላኢ ትፈጥረሉ።እዛ ኣይሁድ ንቁጠባኹም፡ብሒቶሞ ትብል ትብል ድማ በዓል ሂትለር ጎስጊሶምላ ፋሲዝም ስለዝነበረ ድማ ዓሌታዊዩ ዝገብረካ እቲ ህዝቢ ድማ ተቀቢሉ ነዚ ኣጀንዳ ኣሳስይዎ።ካልእ ብዙሕ ምኽንያታታ ኣሎ ሃይማኖታአኢ ውን ኣሎ ቀተልቲ ክርስቶስ ዝብል።ብዝኾነ ገለ ካብቲ ክጽኡ ዝገብሮም ዝዓበየ ግን እቲ ብጸገሞም ዝፈጠርዎ ቁጠባዊ ሓይሊዩ።ውልቃዊ ናይ ሂትለር ጽልኢ ሓንቲ ኣይሁዳዊት ኣፍቅሪቱ እምቢ ኢላቶ ዝብሉ ተባራሪ ወረ ውን ኣሎ።ብኸፊል እቲ ዝዓበየን ብዙሓት ተንተንቲ ዝሰማሞዑሉን ግን እዚ ዝዘርዘርክዎ ቁጠባዊ ብልጽግነኦምዩ።
@azahelbiniam249
3 ай бұрын
@@yatanaeintertainmentክእርመካ እታ ኤውሮጳውያን ካቶሊክ ስለ ዝኾኑ ዝበልካያ ተጋጊኻ ዝበዝሓ ኣውሮጳ ፕሮቴስታንት ኢየን
@brhanemichael4131
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@simonm.7755
3 ай бұрын
ኣብ ዓድና'ውን ልክዕ ከምዚ ኢዩ ዝግበር ዘሎ። ግን ኣብዚ ስደት ዘለና ገለስ ዓኒዱና ኣሎ እምበር ስቕ ክንብል ኣይነበረናን።
@brobroboy
2 ай бұрын
ኣይተጋንን ብሓሶት ዝመጽእ ለውጢ የለን ። ዝኣምነካ ሰብ ውን የለን። ዝተኣስሩ ኣለው ክፍትሑ ከኣ ናይ ኩላትና ድሌት ኢዩ። ምስ እዚ ናይ ዓሌት ምጽናት ኣይትተሓሕዞ። ናይ ዓሌት ቤተመኣሰርቲ ኣብ ዓድና የለን።
@simonm.7755
2 ай бұрын
@@brobroboy ምስሉይነት ንግደፎ በጃኹም።
@shishiAlexander
3 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ጀርመናዊያን ግን ካብዚ ኩሉ ተማሂሮም ብቆጠባ ኣብዚ ዘብጸሖም ምስጢ እንታዩ ብደረኛ ዓለም ኣብዚ ቆጠባ ምስቃሎም
@worldwide-my5qp
2 ай бұрын
You can Google the Marshall plan
@kemkedemeyeye
2 ай бұрын
Bawraga sle deyhasbu
@kibromberhe9492
2 ай бұрын
Ewaw entay zebelwo sekay. Aremenat eyom nerom
@peacelove1806
3 ай бұрын
You forget to mention Tigray
@Regime_change
2 ай бұрын
Btami xubk kexlo fnanapp ✅
@JoBu-j9d
2 ай бұрын
እስራኤላውያን ብዘይካ ንሳቶም ካሊእ ሰብ መሲሉ ዘይስመዖም ዘረኛታት እዮም።
@robelkbreab
2 ай бұрын
Fnan nska n tarik ika tefetirka
@hamakezafi8440
Ай бұрын
Bka kulom tefieom nerom
@samaraweldu9600
3 ай бұрын
omg 😭
@amaribrahim7178
2 ай бұрын
Hetlar aslimay tetkwin kndy xerfi mewrdan be emnta German Christian sela zekno gn zexrf yelen aletwyn
@Muliehabeshawie
2 ай бұрын
Nezi mxraf emo entay aby koynu nezi abta asirowm znebere bota eka tenbro
@jemalnegash3124
2 ай бұрын
አስካሕካሒ ትፈልጡ ዶ እዚ ሕጂ ንህዝቢ ፍልስጤም ዘጽንት ዘሎ ቤንጃሚን ናታንያሁ ወዲ ፖላንድ ከምዝኾነ ህዝቢ ንምጽናት ዝተጠቀመሉ ሜላ ሞሳድ ብድሕሪ ሐማስ ኮይኑ አብ እስራኤል መጥቃዕቲ ከም ዝፍጸም ብምግባር አመኽኒኻ ህዝቢ ፍልስጤም ምጥፍእ ዝብል ክፍአት ጌሩ ህዝቢ የብርስ አሎ
@hegdefmendefxirehezbi7368
3 ай бұрын
🩵🩵🩵💊🩵💊🩵🩵👑
@l678pursle
3 ай бұрын
Intay selezegeberuwo ne ayhud Hitler eze kulu chkenulom?
@tedrosmengistab2551
2 ай бұрын
Seb mxilae merzi bro
@Habeshafutureapp
3 ай бұрын
israel 😢❤
@Arsute
2 ай бұрын
H
@AbrahamAhforom-v3h
3 ай бұрын
God bless israel 🇮🇱
@Kiros.meksebalem
3 ай бұрын
ኣሂዳዊያ ርኹሳት ኢዮም ሂትለር ግርም ገበሮም
@azahelbiniam249
3 ай бұрын
ኣተሓሳስባኻ ኢዩ ርኹስ
@Kiros.meksebalem
2 ай бұрын
@@azahelbiniam249ኢሂ ተጋግየ ዲየ
@omerjewelryhouse1923
3 ай бұрын
Emo German zgbero European zbdelwom neti Kem sdtega zteqbelom hizbi Kem Nazi yetfiwom alewu nska kea kelbi natatom sile zkoneka eka weghe xbhe Israel ilka nezi zey felit hizbi ketednger tfitn afilito nay tarhiki sile zey bilka kab Kem papagalo midgam qidm nkulu miflat agdasi u
@kibromhabte4944
2 ай бұрын
Kemzi tegatimwom neyru nsom nmntay komue yfxmu alewo hji.slezo degimka kmrmer zelewo tarik eyu ezi.drama keykewun
@awatedanieal4589
3 ай бұрын
Finan hagerika temeles
@GgG-vw7pq
2 ай бұрын
ፍናን ዓፍናቕ ከምዚ ከተምጽእ ዩ ዝሕሸካ ፖሎቲካ ዓቕምኻ ኣይኮነን
@israelloveisraellove125
3 ай бұрын
💪💪💪🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@habtomhaile6016
3 ай бұрын
😢😢
Пікірлер: 87