KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
ብፃዩ ሲኢኑ ኣርድእ ተባሂሉ ዝከበዶ ተጋዳላይ
Күн бұрын
ብፃዩ ሲኢኑ ኣርድእ ተባሂሉ ዝከበዶ ተጋዳላይ
Рет қаралды
97,904
Beyas Show
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 1,2 М.
@lylaarishi9028
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ሚድያታት ነዕቢ 😍😍
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏
@usren7
Жыл бұрын
❤
@tesgeg6055
Жыл бұрын
🏃🏃🏃💞😥🤕
@nazrethmichael2332
Жыл бұрын
Way tegray kulu geza hazen 😭 Sean merhti deku hizb tigray 😭
@nazrethmichael2332
Жыл бұрын
Hizb tigray 😭 Sean merhti kulu geza hazen deknet 😭
@መቅዲ-ቐ2ኰ
Жыл бұрын
ብብክያት ጀሚረ ብክያት ወዲአያ 😢😢 ተጋሩዋይ ፅንዓት ይሃበና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኩሉ ግዜ አብ ልብና አለኩም 😢😢 💔🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ZEUSAPOLLO
Жыл бұрын
@@Beyasshow why you fighting ? who is you're enemy ? what is you're gole? ?🤔🤔🤔🤔
@EtadaErada-rs9bz
Жыл бұрын
ብሉፃተይ ክፎትዎም❤ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ሰማእታትና!!💔🕯😭🖤😭🙏❤️💛🦁✊✊
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤
@liyagebretsadik
Жыл бұрын
የትግራይ እናቶች እናስለቅሳለን እንጂ አናለቅስም ሰላም ይሻላል ተብለው ስለተለመኑ በያዙት መሳሪያ ተመክተው ትእቢታቸውን እግዚአብሔር አየዋ በስጋም በነብስም ወንድማችሁን ደም ለማፍሰስ ተነሳችሁ አሁንም ተመለሱ እግዚአብሔር ረሳችሁ
@AsAs-eq1nr
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢 ክብርን መጎስን ልሰማእታትና 😢😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@yugu4361
Жыл бұрын
አንካዕ ዴሓን መፃእኩም ተጋርዋይ ❤ክብርን መጎሰን ን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢በፈለይ ኣበ ሰደት ዘለና ካቢድና ዩ እንዮ መታዓቢትና መማህርትና ማሓዙና😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔💔
@selamawit6916
Жыл бұрын
ኣጀኩም ተጋሩዋይ እንታይ እሞ ይግበርን እንኮን ንዓኹም ኣብ ስደት ዘለና እኮ ከብድና አሕዋትና መማህርትና ማሓዙቱና ገረቦትና ብዝሓት ሲኢና እሞኻዓ ብምድያ ንርዳእ ኣለና አሕዋትና ተይቀረየ ሕጅስ ዓዲ ምምላሱ ኣፅልእና ንመን ንረክብ😢😢😢ግን ዳሓን ኣብ ኩዉን እንታይ ይብሃል እግዛብሄር ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ኩሉሳዕ ኣብ ልብና ኣለዉ ብሰላም ይዕረፉ ጀጋኑና💛❤💪🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@sarahsaeed4323
Жыл бұрын
ክብር ሞጎስት ነቶም ሰለና ኩቡር መስዋእቲ ዝካፈል ጀጋና ሰማእታትና😢❤ ርግፀኛ እየ ኣብ ዝለዓለ ብርኪ በፂሑኩም ክሪአኩም ጎቦዞት ዞምሓተይ ቀፅልሉ ❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤
@TDF16
Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢 ዝገብርዎ ጠፊኡዎም እኮ 😢😢😢😢 ታይማ ይገበር መመሊሲና እናተኻሓድና ናገበርና ንነብራለና 😢😢😢😢 አይንረስዕ ተጋሩ ይአክል 😢😢😢 ኽብርን ሞገስን ንዘይትካእ ሕይወቶም ንኣና ኽብሉ መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ጀጋኑናን ንመላእ ጀጋኑ ሠራዊት ትግራይ ይኹነለይ 💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏❤
@yani730
Жыл бұрын
ኣደይን ዓደይን ፅንዓት ይሃብኺ😢ኣነስ TDF ተሪአ ንብዓተይ ሙቁፅፃር ይኣብየኒ😭 ተጋር ነተባብዐዮም ናይ ባዕልና ባዕልና ነዕብዮም❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤💛
@yugu4361
Жыл бұрын
ኣበይ ኣለኩም ተጋርዋይ ❤ንዑ እሰከ ነታባብዓዮም ናይ ባዕልትና ፐጅ ነዕቢ subscribers ንግበረሎም
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏❤❤❤
@meaza7313
Жыл бұрын
ነተባብዖዮም ተጋሩዋይ ናይ ባዓልትና ሚድያ ነዐቢ ጎቦዛት ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@YordaGerye-mt2js
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ንኩልኹም ፅናዓት ይሃብኹም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት 💔🥺😭😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ጓልሰብዓ
Жыл бұрын
ናትና ነበረታትዕ ተጋሩ የሕዋተይ ንሓግዞም ንዐኦ like ዓባይ ሓገዝ እያ🕊🤲🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤❤❤🙏
@SaraS-x6k
3 күн бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ተጋሩዋይ ነተዓባብዮም❤❤❤❤❤
@ሉላጓልማርያምኵሓ
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ያሃብኪ ኣዶ ትግራይ መታዓቢተይ ማሓዙተይ ደቂ ክላሰይ ኣሕዋተይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኩም ኣነስ ማርያምን እዘም ቆልዑ ዝሰርሕዎ ንባዓትይ ክቋፃፀሮ ኣይካኣልኩን ንእሽቶይ ሓፍተይ ዘላቶ ስቃይ ለካ ብሂወት ምትራፍም ንባዕሉ ስቃይ እዩ 😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤💛
@mebitigraweyti
Жыл бұрын
ምቅራት አሕዋተይ ንኣዶዋና ትግራይ ጽንዓት ይሃባ😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@سلامهال-خ3ث
Жыл бұрын
እንታይ ሞ ክንገብር ኣይተዓደልናን😢😢😢 ዘልኣለማዊ ክብርንሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔🙏🙏🙏🙏
@kahasitghebreanenya4552
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ኣሕሕሕሕሕሕ
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔🙏🙏
@GlaDesta-f2r
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብድምፂ ዶ ግበርዎይ ቅድመኩም ይስደደኒ ዋ የክብረኩም እየ ❤ፅናዓት ንስድራ ስዋኣትን ንመላኣ ህዝቢ ትግራይን ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና😢😢😢😢❤❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤🙏🙏🙏🙏
@BeriyGalmama
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ይሃብኩም ህዝበይ ኣንታ ኣብ ሰደት ዘለናኸ ኸመይ ኢልና ኢና ዓው ኢልና ንበኽዮ መን ኣጀኹም ይበለና ንውሸጥና እምበር ደም ነቢዕና ኣንታ ንመን እየ ዓው ኢለ ዝነግሮ እዋይ ኣነ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔💔
@rfghjhhgc3429
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስማኣታትን እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም ፅንዓት ያሃብኪ ትግርይ ዓደይ ኣዶውይን😭😭😭😭😭❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@Roza-e6g
Жыл бұрын
ፅንዓት ንህዝብና ንዓድና ይሃበና ፈጣሪ ክቡርን ሞጎስን ንጀጋኑ ንሰማእታት ትግራይ
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@fghyoug6078
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና🙏😭😭😭😭😭😭 ንስኩም ትፍለዩ ኢኩም ጀጋኑና💗💗💗😘😘
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ጓልራእሲኣሉላ
Жыл бұрын
ተይተጋነና ስኢነካ ጎብለል ሓወይ😭😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔💔
@MiriMiri-fb8fx
Жыл бұрын
😢😢😢😢
@mazahmazah4343
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማኣታትና 🙏💔✊
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ሚጣነኝ-ረ5ጸ
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ክብርን መጎስን ልስማእታትና😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ዮዳነስ
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስማኣታትና😭😭 እንኳዕዕ ብዳሓን መፃእኪም🙏 ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ🙏😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@raheelrahee9494
Жыл бұрын
እውይይይ😢😢😢 ምኽባዱ ንዓናኳ ክንድዚ ዝኸበደናስ ኣርድእ ክትብሃል ክንደይ እዩ ከቢዴ ኣይ ህዝብና ዓደይን ኣደይን ኣቦይን ፅንዓት ይሃበልና ፈጣሪ ብዝሓለፈ በቃ እውይይይምኽባዱንዓናኳክንድዚዝኸበደናስኣርድእክትብሃልክንደይእዩከቢዴኣይህዝብናዓደይንኣደይንኣቦይንፅንዓትይሃበልናፈጣሪብዝሓለፈበቃይበለና 😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔🙏🙏
@MaMa-el7jq
Жыл бұрын
ምእንቲ ህዝቦምን ዓደምን እዮም እሞ ኣጆና ተጋሩዋይ❤ብሰላም ዕረፉ ጎተተይ
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔💔
@KidanNegusa
Жыл бұрын
😢😢😢ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና🕯🕯🕯😢🙏🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏
@tdfhoney9161
Жыл бұрын
_ፅቡቅ እዩ ቀጽልሉ መዓራተይ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ ግን እታ ክላሲካል አጥፊእኩም ብኖርማል ድምጽኩም ተትቅዳሕ ሠናይ ዝያዳ ክአኒ ትምቅር ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሠማእታትና 💔😢_
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@tmsgnamlky6344
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ክብርን መግስን ንሰማኣታትና😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ሚሉ-ዐ6ጐ
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ😢😢 ክብርን ሞጎስንን ንሰማእታትና
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@samri92
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑ ሰማእታት ነተባብዐዮም ተጋሩዋይ..💬
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@bxbbx7087
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይ ኣደይን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😭😭😭💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
Жыл бұрын
ፅንዓት ንህዝብና💔😪😪በርትዑ ጀጋኑ ኢኩም🥰🥰🥰ክብርን ምጎስን ንስውኣትና❤️💛🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@መቅዲጋልውቅሮ
Жыл бұрын
ኣንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤ ኣጀኩም ቀፅሉሉ ፅብቅ ሰራሕ ኣዩ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓቂ 💔😥ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማኣታትና😢 ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ የዋህ😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ሳሌም
Жыл бұрын
welcome back ደቂ ዓደይ ጠፊአኹም ቀኒኹም ተሻቂልና ነይርና ብዝኾነ ኣዚና ኢና ንፈትወኹም ደቂ ዓደይ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ጽንዓት ን ህዝቢ ትግራይ 🥹🥹💛💊ጅግና ታሪክ ይሰርሕ አምበር ኣይነብርን ኢዩ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ስዋኣትና ኣጆና ተጋሩዋይ መዓረይ ሰላም ን ህዝቢ ትግራይ 🫶🫶🫶🫶🫶🫶😥😥😥😥🫶💛💊👏
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤🙏🙏🙏🙏
@ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
Жыл бұрын
ፅናዓት ያሃብኪ ኣዶ ትግራይ 😢ክብርን ሞከስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@yfu9997
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ ኣሕሕሕ ነብዐ
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@JjJj-qh2wd
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ameiajuneidi7901
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኺ ወላድ ትግራይ 😢😢💔💔 ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ብሰላም ዕረፉ ንኹልና ፅንዓት ይሃበና 😢😢😢💔💔💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@burhankhan2542
Жыл бұрын
እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ ❤️👌❤ ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ሰማእታትና 😥
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤
@selamtigray3173
Жыл бұрын
ልብና ደም ነቢዑ ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትየኩም ክብርን ሞጎስን ንሰውኣትና😭😭💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔🙏🙏💔
@MaMa-el7jq
Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ዓለም ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ😢😢😢😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ኣዙጋልትግራይ
Жыл бұрын
ንባዓተይ 😢😢ምቁፅፃር ኣብይኒ እፍ 😢😢ክብርን ሞጎስን ጀጋኑ ሰማኣታትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@mery0141
Жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@e.t.777
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ይሃብ ንህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@BarchiTube5164
Жыл бұрын
ክብር ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏💔🖤😭ኣሕዋተይ ኣብ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ከቢድ እዩ ዓደይ 💔🖤😭😭😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@MeraGolden
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ ደቂ ዓደይ😭 ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@ተመስገንአምላክ-ቨ4ቨ
Жыл бұрын
አነስ አይ ክአልኩይ😢💔 እንኳዕ ብሰላም መፃኩም አሕዋተይ ማዓረይ💘
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏❤❤
@ኣርሱጋልትግራይ
Жыл бұрын
ፅናዓት ያሃብኪ ትግራይ ዓደይ ፅናዓት ያሃብኪ ኣዶ ትግራይ ክብርን መጎስን ልሰማእታትና ይኩን
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@fhfh1940
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንኣደ ትግራይ😥🥺 እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ🥰♥️🕊
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@fsefdssd1242
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ይሃብኻ ህዝበይ😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏
@DgDh-px1wd
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰምኣታት ትግራይ ነብሱኩም ኣብ ገነት ትንበር ጀጋኑ ብፆተይ😢ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ😢😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@GhxGhhd
Жыл бұрын
አየኹም እስኪ😢
@mahlitlove4291
Жыл бұрын
ኣይይይ ጎተተይ ዝረኸብዬ ህዝብና ኡፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔💔💔
@HelpmeMyGod-k9c
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና ይኩን ኣብ ሕቅፊ ኣምላክ ንበሩሉና ኩሎኩም ሰማእታትና 💔🖤😥🥺👏
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ
Жыл бұрын
ቅድሞትኹምዋ ካብቶም ዝሓለፉስ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ቃንዛ ይገድድ እዋይ ኣሕዋተይ ክንደይ መከራን ሓዘንን ኣብ ውሽጥኹም ፀይርኩም😭😭😭😭😭😭ክብርን መጎስን ንሰማእታትና😭😭🙏🙏🙏
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔🙏🙏🙏🙏
@NebyatHaylemaryam
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና😭😭☝️እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ብፀተይ😢 ከይትሓልፍኒ ናይ fb ሽም ኣቅምጡለይ😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@sarayan525
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ አደ ትግራይ 😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@RakiKiros
Жыл бұрын
I love the children of my country very much❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏❤❤💛
@Tsedihaftiyjeganu
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና ኡፍ ካፍቶም ዘየለው አሕዋትናን ናዝተረፉ አሕዋትና ስቅያት በዚሖዎም ጀጋኑዋይ😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔🙏🙏🙏❤
@Bri_Tgraweyti....
Жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ ስቃይካ በዚሑ ኣመና💔😭🖤
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@rahwarahwa7436
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ፅናዕት ንስድራ ስውኣት ኣኽኣሎ ይሃብኩም ህዝበይ 💙
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏❤💛
@ቲቲጓልትግራይ-ኸ6ቈ
Жыл бұрын
መሪር ሓቂ😭😭🖤
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤❤🙏🙏💔💔
@desta393
Жыл бұрын
ኵናት ዚ ተይ ክገብር እዩ ልተፈጠረ😢ኣሕዋትና ርኢና ከይፀገብናዮም ስኢንናዮም😢ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ቀፅልሉ ከዓ ተጋሩዋይ ብንብዓት ወዲአያ😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤❤🙏🙏
@ጋልጀጋኑ-ወ6ቀ
Жыл бұрын
መሪር ሓቂ😭💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@sarayan525
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ይሃብኪ አደ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@wezi112
Жыл бұрын
ኩላህና ልምንታይ ኢና ሳብስክሪበ ከይገበርና ንሪእ ዝዓብዩ ቆልዑ ዮም ሱብስክሪብ ንግበረሎም በጃኩም በርቱዑ ኣሕዋተይ❤❤❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
ብታዕሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤
@brllabay3842
Жыл бұрын
ዋየ ዋየ ዋየ ምክባዱ ሙሙራሩ😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኩም ህዝበይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@MartaHadush-y3t
Жыл бұрын
ክብረብን ሞጎስን ንስማእታትና ❤❤❤❤❤ ቅፁሉሉ ትጋሩዋይ❤❤❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@dgvh7060
Жыл бұрын
እሕሕሕ 💔 ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይ ክብርን መጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@semhalhaftu4277
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ይሃበና ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@Monliaz
Жыл бұрын
ክብርን ምጎሰን ንሰማኢታትንን ንቶም ክሰሳዓ ሂይውቶም ዝገብረልና መእንታን ናዓና ክጥዕምና እዩ መንግሰቲ ሰማይ ይውርሶኹሞ ተጋሩዋኒዬ!!✊👏❤😥💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@MiriMiri-fb8fx
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኪ ኣደ ትግራይ😢😢😢😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@sy2g299
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃበና ህዝበይ 😢😢😢💔 ደኺምና እምበይ ሎሙሰ 😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔❤💛
@warkenhsam1362
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሀብኪ አዶ ትግራይ💔💔😢😢😢😢ክብርን ሞገስን ንሰማእታት ና😥😥😥😥
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@Ggg-ny9vw
Жыл бұрын
ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭💔😭 ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይን ኣደይን 😭💔😭💔😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
Жыл бұрын
ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ጽንዓት ይሃብኪ ትግራይ ዓደይ😭😭😭😭💔💔💔####
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@jfhdsr5091
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@TeheshMahari
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ መፅናዕንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣከልና 😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
❤❤❤
@birhankidanu5493
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ጽንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ 😭😭😭💔🖤 ክብርን ሞጎስን ነቶም ከም ሽምዓ እናመኸኹ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታትና 😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤🙏🙏🙏 እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ጀጋኑ አሕዋትና❤❤❤
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@liliihntsa830
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ😭😭ብጣዕሚ ገሊፅክምዎ😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
Tanx 🙏🙏🙏❤❤
@selam9178
Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ወላድ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@ሜሪትግራዊቲ
Жыл бұрын
አሕ ተጋሩዋኒ ኣጆና✊🙏🥺😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@geni581
Жыл бұрын
ልብና ነዲዱ ኮ ደቂ ዓደይ🖤 ምእንታና ህይወትኩም ከፊልኩምልና💔🙏ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ንፉዓት በርትዑ🎉
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏❤💛
@so-bc3nt
6 ай бұрын
ትግራይ ትዕወት ትግራይ ትዕወት እንዳበልኩም እባ ህዝቢ ወዲእኩሞ😢ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብኩም ንምሉእ ህዝብኩም❤
@Mamiዕባይትግራይ
7 ай бұрын
ኤህ ኣይኸኣልኹን ኣሕዋተይ😢 ኡፍፍፍፍ። ዋዉዉዉ ዝገርም ብቅዓት እዩ ዘለኩም ደቂ ሪመይ ።ሃፊተይ ገለ ባ በለኒ ኣፍቂረካ ኣነስ የኔ ልዩ so ኩሉኹም ፉቱዉዉዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@__-wj7zq
Жыл бұрын
_ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ሓላል ፅንዓት ይሃብክ ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ንኣቦ ትግራይ😭😭😭😭💔💔_
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@Areki-e2c
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ይሃብኪ ኣደ ትግራይ😭😭💔💔
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@Asd-ru8is
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ አጀና😢😢😢 ጽንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@Fre-w3u
Жыл бұрын
ክብርይ ሞገስ ንስዋአት ጀጋኑ ኣሕዋትና 🖤💔😭😭ንስክእም እውን እንኳዕ ተረፍክምልና ❤❤🎉🎉🎉🎉
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@dswffeef9659
Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፅእኩም ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭 ፅንዓት ይሃብኻ ህዝበይ 😢ዓኽኽኽ ኸብድኻ ይበልዕ😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@soliyanamearg5734
Жыл бұрын
ኣሕሕሕ ክንደይ ሞ ዘይሓለፈ ዕርክነት ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ህዝበይ ሓላል እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣኻኣሎ ይሃበና
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏❤💛
@dengeleyadefekri8990
Жыл бұрын
እዋይ የሕዋተይ ኣነስ ኣይኻኣልኹን ንዝሞቱ ጀጋኑ ኣምላኽ ብየማን ኡዱ ይቀበሎም ንኹሉኹም ተጋሩ የሕዋተይ ጽንዓት ይሃብኹም ኣጆኹም ፍቅራተይ ጀጋኑ ኣይሞትን
@Beyasshow
Жыл бұрын
💔💔💔
@user-kdstizetewahdo
Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንቶምጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ይሃብክን ኣደይን ዓደይን ትግራይ እህህ😢😢😢
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@FanuseFanuse-kr7yj
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና 😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏
@seniSeni-d4w
Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ነታ ዘይትምለስ ሂወትኹም ዝወፈኹምልና ጀጋኑ ስዉኣትና ስዉኣትና ፉፁም ኣይንርሰዐኩምን ኢና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹም ንሕና ክንነብር ኽሳድና ክነቅንዕ ንስኹም ተወፊኹምልና ኣጀኹም ዞም ኣሕዋተይ ካባኹም ቡዙሕ ኢና ንፅበ ብድምፂ ክትመፁና ንፅበ ኢና ሐዝዉን ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Beyasshow
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@fyerihaftu3914
11 ай бұрын
ጀጋኑ ብሓቂ ክብርን ሞገስን ንቀዳሞትን ዳሕረዎትን ሰማእታትና😥 ቃልኩም ኣይነዕብርን✊💛❤
@Beyasshow
10 ай бұрын
❤❤❤
Пікірлер: 1,2 М.