#Jstudio #eritrea #eritrean #tigrigna #tigray #Jstudioyosief #yosief #syumtehaye
ሃንደበት ግን ቤቶም ብኣዛብአ ዝመስሉ ሰባት ተኸበበ። ብረት ዝዓጠቁን ስቭል ተኸዲኖም ሰለማውያን ዝመስሉን ከም ሰብ ደሓን ናብ ኣፍ ደገ በሪ ቤቶም ተጸጊዖም ከንኳሕኩሑ ጀመሩ። ኣጋይሽ አንበር ኣዛብአ ካይበለ ንአግሮም ማይ ንከርሶም ዕንጋሎ ክቕርበሎም አንዳሓሰብ፣ ካብ ገርሂ ልቡ፣ በዚ ሰዓት አዚ ደኣ “መን ኮይኖም አዮም” ካይበለን ካይተጠራጠረን ክፍኣት ካይሓሰበን ናብ ማዕጾ ቀሪቡ ቤቱ ከፈተ።
Негізгі бет #Jstudio
Пікірлер: 329