#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #wintagerezgihier #mereb#milenu #Erena #miriambitiweded ዊንታ ዝደለየቶ ሰብ ኣብ ዝደለዮቶ ሰዓት ናብ ጉድጓድ ክወርድ ትፈርድ ኣብ ርእሲ ምዃና ብፍላይ ብዕድመ ኣዝዮም ዝነኣሱን ሙሉኩዓትን ዝበለቶም ቆልዑት ዝባሃገቶ ድልየታት እንተዘይኣማሊኦሙላ ዝጸብዮም ዕጫ ናይቶም ኣቀዲሞም ዕጫ ስቃይን መከራን ዝበጽሖም ዕጫ ምዃኑ መንእሰያት ኣስመራ ኣጸቢቆም ይፈልጡ እዮም። ስለዚ ኣብ ኣስመራ ሙልክዕ ኮንካ ምፍጣር ወይ ብጉብዝና ኣብ ዓይኒ ዊንታ ምሕዳር ፍርዱ ባርያ ዊንታ ምዃን ወይ መልክዕካን ጉብዝናኻን ናብ ዝደውን ጉድጓድ ምእታው ምዃኑ ንኩሉ ብሩህ እዩ።
- Күн бұрын
# Jstudio ተዋሳኢት ዊንታ ገብረዝግኣብሄር፡ ንመንእሰያት ተሕቅቕን ተእስርን ዘላ ማሓዮ ፊሊጶስ!!
- Рет қаралды 468,643
Пікірлер: 2,5 М.