KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
ንሕንሕ እንዳ ገሬ እሙንን እንዳ ትሕሽን
No video
Күн бұрын
ንሕንሕ እንዳ ገሬ እሙንን እንዳ ትሕሽን
Рет қаралды
71,858
AYA JOKER TUBE
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 330
@user-nw3xs9px3y
Жыл бұрын
እፍ ዓድካ ምህላው ትዕድልቲ እዩ ናይ ቀትርን ለይትን ሕልመይ ተዋሳኢት ምኳን እዩ ና ብሰላም ዓደይ እንተተ መሊሰስ ክሳከዐለይ ዶ ይከውን ተጋሩዋኒ 🙏❤️💛
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
ድልት ተሎስ ይሳከዐልኪ እዩ ክብረተይ ዋላ አነን ንስክን ንጅምሮ እሞ ዳሓር ካአ ምስ ብዙሕ ሰብ መላለዪ ይኮነናስ ግን ፍቃደኛ ዶ ትኮን አነ ምስክን ክሰርሕ
@tdfhoney9161
Жыл бұрын
ብደምቢ በይ ይሳከዐልኪ ንስኪ ብቻ ክእለትን ድሌትን ፃዕርን ይሃልወኪ በር ደማ አጆኪ ክሳኸዐልኪ እዩ
@FfGg-wh1kb
Жыл бұрын
ኣነ ዋላ ሕልመይ ዓደይ ከይደ ክዋሳእ ሕልሚ ኣለኒ😢
@fsfgd4800
Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉ብደምቢ
@hamretv6101
Жыл бұрын
ኣጆኽን ክሳካዓልክን አዩ 🙏❤️
@aaahhsh3704
Жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውረድልክን ኣሕዋተይ🙏❤ዓዲ ዓረብ ዘለና እውን ኣምለኬ በዓልካ ሓልወና😢
@TEWAHDO_TEWAHDO
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልክን አሕዋት✝️👏ግን ዊንታ ልምንታይ እያ ማዕተብ ዘይትገብር ኩሉ ግዜ ይርአ ሞ ማዕተብ የብላን ተዘይ ተጋግየ ክርስትያን እያ መስለኒ ክርስትያን ክአ መስቀል እዩ መለለይና መስቀል እዩ መድሓኒና እሞ ብአፍና ጥራይ ክርስትያን እየ ምባል ትርጉም የብሉን ምስ ይቅሬታ👏
@user-cw6kd8gk4j
Жыл бұрын
ዛኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልክን ❤😢
@merigaltigray-gc2qw
Жыл бұрын
ዛኣሕዋተይ እግዚብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልከሰን
@abebagebretsadik8888
Жыл бұрын
ታይ ዶ ኾይነን እየን ምሕረት ላውርደለን?
@user-gm5qr4jk9f
Жыл бұрын
እህ ታይዶ ኾይነን እየን😮
@mebrihat5349
Жыл бұрын
አግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይግበረለክን ኣሕዋተይ ሙናየይ ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ኣብ ኣንዳ ዓረብ ዘለና ብዙሕ ሕክምና ኣንከድን ስለ እንፈርሕ😢😢
@user-ig3ws4bn7g
Жыл бұрын
ምቁራተይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልክን ሓበናት ትግራይና😢❤💛👏ክፉእ ኣይንካእክን❤💛👏
@samuelmuluebrhan2820
Жыл бұрын
Entay slezkona ekum mhret yewrd tblu wey tbla zelekum abzi commenti🤔
@user-ig3ws4bn7g
Жыл бұрын
@@samuelmuluebrhan2820 ትቢድዮ እስካብ መጨረሻ ስምዕዮ ካብኡ ትርድኢ🙄
@axumawitkingdom3287
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዘን አሕዋተይ መሉእ ምሕረት የዉርደልክን❤🙏
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ጨወታ ቀፅልሉ ክቡራት ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ንኩሉ ግዜ እናተሓጎስኩም ንበሩ ክቡራት❤❤❤❤❤❤
@mihretgirmay2146
Жыл бұрын
አጀኩን ዘን አሕዋተይ ፈጣሪ ምሳክን ይኩን 💔💔😍😍
@selamSelam33-ll1bs
11 ай бұрын
@@mihretgirmay2146 አሜን ክብረይ🌹🌹🌹🌻
@user-zs1rr4bo6c
Жыл бұрын
እዘን የሕዋተይ እዚየ ዝፈትወክን ዝክበርክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዋረደልክን
@selamabrha506
Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምማይ ካብ Tiki tok ደንጉፁ ዝመፃእኹም 😢 ምሕረት የውረደልክን ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏
@mmbrhit5784
Жыл бұрын
ኣነ❤❤
@wezammmedhin9207
Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ክንዲ ሎሚ ደንገፀ ኣይፈለጥን😢😢😢
@user-hk9mo4vm7j
Жыл бұрын
ኣለና ማራ ሓዘነ😢
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@@user-hk9mo4vm7jታይዝኮነ እኒኦ ድዩ😢
@tgray2416
Жыл бұрын
Ane😢
@jge7tye640
Жыл бұрын
ሄሉየይ ዊንቱየይ ሙቁራት ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ ደሞ ደስስ ባሃሊ ፀዋታ ቀፅለሉ ሳዓረየይ❤💛❤💛❤💛❤💛🙏
@eiyorsalemhaylemaryam5038
Жыл бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ መዓረይ ሰብ እኮ ደግኡ ጥዑም ዘሎ ይመስለካ እሞ ተገንፂልካዮ ነናይ ባዕሉ ፀገምን ሕማምን ኣለዎ እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልክን❤
@fayaz3598
Жыл бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ😢 ምሕረት'ስቲ የውርደልኽን 🙏
@user-rs8bd8un8y
Жыл бұрын
እዊይይይይ ኣሕዋተይ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን🙏❤❤😥😥
@dsertfswer5540
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ምጭዋት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tf5ko7nq8r
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኤኹም ደቅ ትግራይ እንኳዕ ደማ ደሰ በለና ተጋሩዋይ ዊንታዋይ ማዕተብ እሰርይ ዝሓፊተይ❤❤❤😍😍😍
@user-op8dr9fy7t
Жыл бұрын
አስራ እዩ ከ መስልኒ ፃዕድን ፅሉምን ስለ ዝከነ እዩ እንበር
@user-xr5bj8sf8k
3 ай бұрын
መድሃኒኣለም ኣቦይ ሙሉእ ምሕረት ይሃብኽን ኣሕዋተይ❤❤❤
@user-jl8jl8mo1d
Жыл бұрын
ፈጣሪ ምህረት የውርደልክን ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏❤ሰዓረዋይ ለ ንፈትየካ ❤
@destahelo5231
Жыл бұрын
ኣጆክን ዘንሓተይ ጥዕናክ ሓልዋ ዋዕሮታትና ፈጣሪ ምሕረት የውርደልክን🥰🥰🙏ሳዓረዋይ ጅግና ሓወይ❤
@user-ys3rw9mg1j
Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ምጭዋት ተጋሩዋይ ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤
@Tigraweyti_Queen
Жыл бұрын
ኣጆክን ደቂነይ እግዚአብሔር ዘይካኣሎ የለን እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኽን🥰
@sratasrata5383
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልክን ምቁራተይይይ
@user-er3li7kv7g
11 ай бұрын
ዝፈትወክን ጀጋኑ ተዋሳእቲ❤❤❤ ቀፅላሉ ደቂ ትግራይ
@millionleena2040
Жыл бұрын
ብኹቡር ሓዉና እቲ ብሮግራምካ ደስ ባሃላይ እዩ ግና ትግራይ ቡዝሓት ናይ ባህላዊ ትሰወታትት ኣለዉ እዮም እና ካብ ባህላዊ ጾወታ ተትሓዉስሉ ንፅበቃ እታ ዝርኢ እዉን ደስ ይቡሎ ዘይፎልጦ ይፈልጥ ይማሃር 🙏🙏🙏🙏
@user-sr5fo8xh9w
Жыл бұрын
እግዚኣብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልክን ዘን ይሓተይ 🥺🥰🥰🥰
@haftomgebretsadik2773
Жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፈትወክን ልኾርዐልኽን ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኽን ዋዕሮታትና ❤🙏
@marta_tube12
Жыл бұрын
ዋዕሮታትና ሰገናት ደሰ ዝብል ጨወታ አምላክ ካአ አብ ጎንክን ይኩን
@titigezaei138
9 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት የውርደልክን ፈጣሪ ዘንኣሕዋተይ ኣጀክም ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ሓላል❤❤❤❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tgraweyt
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን
@user-wt7fn6qb2z
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የወርደልክን ጎተተይ😢
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
ገርየ እሙን እና ዘብረአብሩክ ዓይነይ ካአ አብ ቀፃሊ ንፅበ❤❤❤❤
@kahsayemaryamlij199
Жыл бұрын
ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልክን ደቂ ሓላል መሬት ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅሉሉ ሳዓረ ዝፎትወካ ጅግና❤😊😊
@fanefane5862
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ባዓይኑ ምሕረት ይወርድልክን እሕዋተይ😢😢🙏
@bisrattsegay7397
Жыл бұрын
አጀኪን ዘናሕዋተይ ፈጣር ሙሉኡ ምሕረት ይግበርልክን
@user-br8lw5no4q
Жыл бұрын
መርሓዊ መዓረይ ክፈትወካ አነስ❤
@selamawitbrhane3334
Жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ የሕዋተይ😢
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
_ዋውውው ቤትዮ ሙናዮ እንኳዕ ብሰላም መጻእኽን ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ ብጣዕሚ ጣንካራታት እኽን ጎብዝኽን ስራሓ የቀንየልና ሳዓረዮ_
@hhhgvg4542
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የወርድልክን ፅሩያተይይይይ
@birbir40
Жыл бұрын
ዋወ በጣዕሚ ዘፈተወን እንኳዕ በሰላም መፃከን💙🙏
@RekebotBuna
Жыл бұрын
ብጣዕሚ መዘናግዒ ፕሮግራም ጀሚርኩም ፅቡቕ። ግን ጅምር ግድፍ ከይኸውን ሓደራ።
@rahelestif2112
Жыл бұрын
ውይ አሕዋተይ መሊኡ ምሕረት የውርደልክን ሙቁራተይ።
@user-zl1gb1dv3r
Жыл бұрын
አስይ እንካዕ ብዳሕን መፃእኹም ተጋሩዋይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም❤❤❤❤❤❤❤
@hss5246
Жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት የዉርደልክን ሙናየ ናቤቲ አዳላዊ እዚ መደብ እዉን የቀንየልና ❤❤❤
@user-oc5re5nr5c
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይላአኸልኽ ፀበል ታሓፀባ እግዚአብሔር ድስአኖ የለይእሞ
@beriha5514
Жыл бұрын
ኣነሲ ሕማም እሕደረስ ግዲ እየስ ነብሰይ እዳሓደርኩ ይቅንስ ኣለኩ ሕክምና ከይከይድ ፈሪሔ ሕጅስ ካንሰር ኣለና ምስ በላስ ብጣዓሚ ሓሪቀ አነ ዉን እንተዝምርመርስ እንታይ ይህልወኒ ኢለ ይጭነቅ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን ዘን ሓተይ
@tgakterentertainment3855
Жыл бұрын
ዋላ አነ በተለይ አብ ፐርድ ብዙሕ ቃንዛ እየ ዘሐልፍ ደም ከይፈሰሰኒ ሰሙን ሙሉኡ ይቅንዘ እዩ
@bribri391
Жыл бұрын
ፅሩያት ኣሕዋተይ ኣጆክን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን ሙቁራተይ👏❤️💊🥰🥰🥰
@azebgaltgray1800
Жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃክን ❤❤ ምሕረት የውርደልክን ኣምላክ ኣሕዋተይ❤❤❤
@eyerubrhane126
Жыл бұрын
ኣመላኽ ምሕረት የውርደልክን 🙏🙏
@amam5408
Жыл бұрын
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደልክን😢🙏
@tigraweyti7855
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጸአኩም መደብ ፀዋታ ምሉእ ምሕረት ይግበረልክን አሕዋተይ
@user-cv4jb7ti6b
Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክ❤❤❤የሕዋተይ❤ማዓረይ
@AaAa-gi5kb
Жыл бұрын
ምሕረት የውርድልከን ዞን ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@salamaaa905
Жыл бұрын
ውይ በስመአብ ፈጣሪ ኣቦይ ሓግዚኒ ኣነ 1 ዓመት ካብ ዝሓብጠኒ ሕክምና እውን ክሬም እዮም ዝህቡኒ ፆሎት ግበሩለይ አብ ስደት እየ ዘለኩ ብሰላም ናብ ዓደይ ከም አተኩ😢
@user-bo4yr7ms2d
Жыл бұрын
ተጋርዎኒ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤🎉 ሄሉየ ዊንታይ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልክን😢🙏
@user-sd8fw7ll9r
Жыл бұрын
ፅሩያት ኣሓተይ ኣጆክን እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን👏💟
@jge7tye640
Жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን ፈጣሪ ዘን ኣሕዋተይ🙏
@user-ds1bt1of4g
Жыл бұрын
ደቂ ሪመይ ሓላላት እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዙርያኩም ይኹን 🙏❤️ ምቁራት የሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልክን ፅሩያተይ እመብርሃን ኣብ ዙርያክን ትኹን ኣይ ብምንታይ ክንገልፀክን ሓላላተይ 🥺🙏❤️
@sy2g299
Жыл бұрын
ዉይ ደቅነይ ደገካ ሪኦም ፅቡቅ ኣሎ ይብሉካ 😢 እግዛብሄር ምሕርት የዉሪደልክን ሙቁራተይ❤
@eiyorsalemhaylemaryam5038
Жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ❤
@wezammmedhin9207
Жыл бұрын
ብጣዕሚ እክን ደስ ትብላ እዘን የሕዋተይ መሕረት የውርደልክን❤❤❤
@eiyorsalemhaylemaryam5038
Жыл бұрын
ማይ ብስነስርዓት ስተዪ ሄለን ሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ ❤😘
@philmonhaftayph
Жыл бұрын
መሊኡ ምሕረት የውርደልክን ዘን ኣሕዋተይ።
@user-dq1xr6gn7k
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን አሕዋተይ ለከስ ኩሉ ብውሽጡ ፀርዎ ስቁ ላበለ እዩ እምበር ኩሉስ ብብውሽጡ ሕማም እኒኤዎ እዩ😢 ኣብ ስደት ዘለና አሕዋተይ ለ ሰደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ዓድና ይመልሰና ካም ድልናይካ ዘይትኾነሉ ዓዲ 😢
@filmontsegay297
Жыл бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ምሕረት የውርደልክን ፈጣሪ🙏
@SalamSalam-du3pl
Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ሙሉ አ ምሕረት የውርደልክን😢❤
@hebrethadushe.2166
Жыл бұрын
ምህረት የውርደልክን አሕዋተይ
@user-qp7ku2yc7l
Жыл бұрын
ደቅነይ ምልእ ምሕረት ይግበረልክን ፈጣሪ🙏😢🙏
@tdfhoney9161
Жыл бұрын
እንታይ ኮይነን ድየን?
@user-qp7ku2yc7l
Жыл бұрын
@@tdfhoney9161 ሰማዓየን ወይ ሰምዕየን እዶ😥
@user-dw2pn8qf3i
Жыл бұрын
@@user-qp7ku2yc7lታይ ገይረን እሺ
@tsegagualtgray-ll7xo
Жыл бұрын
ሙና ኾይና ትዋሳአሰ ግን ተዋህዶ ኣይኮነትን ድያ ማዕተብ ገይራ ሪአያ ዘይፈልጥ
@samrisamri4241
Жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋይይ
@Abdollh-qv2dn
Жыл бұрын
ልዋም ጓል ዘብራኣብሩኽ እና ሰምሃል ኣምፃኣልና❤
@HillaMhary-cc8iz
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዓት ዋዕሮታት እየን ❤❤❤❤❤
@user-dw2pn8qf3i
Жыл бұрын
ታዩባ ገይረን ምሕረት የውርደልክን ዝብል ብዙሕ ዝሪእለኩ😌
@user-hk9mo4vm7j
Жыл бұрын
ኮንሰር ሓሚመን የብሉ ኣለዎ😢
@mihretgirmay2146
Жыл бұрын
አጀኩን ዘን አሕዋተይ ፈጣሪ ምሳክን ይኩን 💔💔😍😍🙏🙏
@emmaq1588
Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፀእኩሞ ደስ ዝብል ፀወታ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤❤
@user-zr8rc3zm4h
Жыл бұрын
ሳዓረ ጎቦዝ ቀፅለሉ ኣሕዋተይ እውን ምሕረት ይኣዝዘልክን❤
@user-lz1rh4zf1c
Жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ😢❤
@Akele534A
Жыл бұрын
💪👸🐆ቤቲ ሽኮርና ❤️🥰😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰💪👸🐆muna ወቅብትይ 🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍🥰 ጀጋኑ ኣጆክን ቀጽላሉ 😍😍😍😍😍በጣሚ አየ ዘፍተወክን ሙኩራትይ ❤🥰😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-yw7cg1ch7b
Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኩም እቲ ጫዋታዉን ቀፁሉሉ ኩሎም ተዋስአትና ከምዚ ላበሉኩም አምፁ እና🥰🥰🥰🥰🥰
@user-kd8sw3ep2s
Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይ ምጭዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤❤❤❤
@hasawitmaletnskiekime6955
Жыл бұрын
ንፉዓት ኣጆኽን ቀፅላሉ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀክን ንፈትወክንን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
@ZweyniNegasi-to7hm
Жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ🎉
@tdfgyrfy7390
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብሩኳተይ💚
@embetbrhane4696
Жыл бұрын
Betamiy eyu zehzen ane wun bekrba geza kumu neyrniy gen awutse euyio eye ajikun zin hwaty❤❤
@sjzjbdb305
Жыл бұрын
አሕዎተይ ማዓርይ 😢😢 ምሕርት የውርደልክን
@user-on3hd8un5d
11 ай бұрын
ሳዓረ ብጣዕሚየ ፈትየልካ ዝመደብ ዚ ምክፍትካ ብእወነት❤
@susuamni9344
Жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረትየውርደልክን ዛኣሕዋተይ😢🙏
@ffghghjj
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@genetsamuel8518
Жыл бұрын
Wow nice my favourite 😍 Helen and winta ❤❤❤bless. 🇪🇷
@user-hq9pw6up8b
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ብጣዕም ዝፎትወንን ዝድንቀንን ተዋሳእት እየን❤❤❤❤
@eiyorsalemhaylemaryam5038
Жыл бұрын
ተመስገን እንቋዕ ልሓዊ ኾነ ዊንታየ መዓረይ💟
@user-zn1xe5ud3w
Жыл бұрын
ኣስይ ደሰ ከበለካ እዚ ፅዋታ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ♥♥♥😘😘😘🌹🌹🌹🌹
@user-km3qr7ni4q
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሙናየ ቢትየ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልክን😢😢❤❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
Жыл бұрын
aseyyy mukurat des ktbla❤❤❤ so amlak teena yfterelkn
@arielasgedom3242
Жыл бұрын
Thank you for sharing your story. May the Lord God heal your entire body right now, in Jesus precious name, l pray.
@hntsaalem2736
Жыл бұрын
መሊኡ ምሕረት የውርደልክን ደቂ ሓላል መሬት ❤❤
@mebrihitwelay9353
Жыл бұрын
መርሃዊ ክፈትየካ❤❤❤❤
@salama6013
Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቃት ደቂ ዓደይ❤🎉
@mirimiri4273
Жыл бұрын
መሊኡ ምሕረት የውርደልክ አሕዋተይ ፀበል ተሓፀባ
@hadgtrdfgddff3477
4 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ዘሎ ወጣት ዘይሐመመ ይለን በቲ ሕማቅ😢ስርዐት
@suge2370
Жыл бұрын
ሲሒቅና ዉን ሓሪቅና ዉን😢
@mariyeweldusheht4243
Жыл бұрын
ደሰ ከበል ቀጸለሉ ተጋሩዋኒ❤❤❤
Пікірлер: 330