KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
ንግስቲ ሙዚቃ ትግራይ- ንግስቲ ሓየሎም ኣብ ቀዛሕታ - ሙሉእ ትሕዝቶ
Күн бұрын
ንግስቲ ሙዚቃ ትግራይ- ንግስቲ ሓየሎም ኣብ ቀዛሕታ - ሙሉእ ትሕዝቶ
Рет қаралды
188,067
ቀዛሕታ Kezahta
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 857
@akiaki3674
5 жыл бұрын
ኣሕዋተይ በ እውነት ናይ ንግስቲ መድሓኒኣ ሕክምና ዘይኮነ ማይ ፀሎት እዩ ንስኩም ብእምነት ጥራሕ ውሰድዋ ናይ ድንግል ማርያም ተኣምራት ክትሪኡ ኢኩም መሊኡ ምሕረት የውርደሊኪ ንግስተይ
@user-uu1gp7mh8y
Күн бұрын
ናይባሓቂ ቃዲምከኒ ከሙኡ ኢለ ሕፅሕፊ ኢለነይረ❤
@user-wp5sx1sx9n
5 жыл бұрын
ሕክምና ጥራሕ እስኪ ኣይትእመኑ ፀበል ተትምኩር ናይ እግዚአብሔር ፍቃድ መጀመርያ ይፈፀም
@halenamotivation5065
5 жыл бұрын
ኣምላክ ይባርክኺ።ማጨሎት ጸበል መድሓኒት እዩ።ኣነ ምስክር ።
@atalamekonen8129
5 жыл бұрын
ትኩስ ፀበል ምሕፃብ የፈታትሕ እዩ፡፡👍❤️
@user-wp5sx1sx9n
5 жыл бұрын
@@halenamotivation5065 አሜን፫ ሮቢየ እግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን እዚ ናይ መንፈስ ተንኮል እዩ ማሓሪ ዝብሃል ወዲ ዓዲግራት ብውሻጠና ሚዲያ ዝቀረበ ሓውና እኮ ማንጮሎት ተሓፂቡ እዩ ምኻድ ምስማዕ ዝኻኣለ
@user-wp5sx1sx9n
5 жыл бұрын
@@atalamekonen8129 ትኩስ ፀበል ታይ እዩ
@atalamekonen8129
5 жыл бұрын
ውዑይ (ሙቅ)👍💞
@axsumtube9454
5 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኪ ኣዴና ንግስቲ ቀዛሕታ ውን ብልቢ ኢየ ዘመስግነኩም ከምዚአን ዝበላ ኬድኩም ምሕታትኩም
@user-wi9ye5sj3w
5 жыл бұрын
ሓቀኛ ታሪኽና ብግጥሚ አነውን ስብ ብምባል ተሓባቢረካ አለኩ
@axsumtube9454
5 жыл бұрын
@@user-wi9ye5sj3w ክብረት ይሃበለይ
@imissmama3978
5 жыл бұрын
100%•√
@SalamSalam-bb6qx
4 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኪ ሓፍተን ንግሰት
@helenasmerom6613
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ቀደምሲ ማማይ ብዛዕባ ንግስቲ ሓየሎም ክትነግረኒ ከላ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ከምዝነበረት እና ናይ ደርጊ ወታደራት ብናታ ቁንጅና ከምዝማረኩ ነዓዓ ክሪኡ ከለዉ ሃህ ከምዝብሉ ትነግረኒ ነይራ ሎሚ ከዓ እዚ ኩሉ ጽባቀ ፈሲሱ ክልተ ግዜ ተሪኣትሉ ንግስቲ ጽብቅቲ እቲ ዘሕዝን ከዓ ማዳር ዘይምምስራታ ቆልዓለ ዘይምውላዳ እዩ ፈጣሪ ንካልኦት መምሃሪ ኢልኪ እዩ በቃ ንግስትዋይ ምሕረት የውርደልኪ ነዓና እውን ብዘለና ነገር ከይንምካሕ ዓብይ ትምህርቲ እዩ ዝምካሕ ብእግዚአብሔር ይመካሕ እንድዩ ዝብል ቃሉ ብዓይነብርክና ከይንምካሕ ልቦና ይሃበና ዓለም ከምዚኣ እያ ሎሚ ረኪብቃ ጽባሕ ትስእነላ ሎሚ ተራኢካ ጽባሕ ትጠፍኣላ ምድሪ ኢና ዘለናላ
@alishaalisha6141
5 жыл бұрын
TEKEKL HELENA LOMI TERAEKA TEKEYARI HIWET. EYU ZELENA ANEM BTAEMI EYU ZEBKYENI DERFA. BETELEY ABZA MEWEDAETA ZEKREBWA NAY NAFKOT DERFA BKYATEY EYA TEWDANI EZI HIWET HIZNA NCHNEK DMA MHRETU YLAKELA GOITA
@user-gp1ww5oi8n
5 жыл бұрын
😍👍
@user-zc4vz8ch5x
4 жыл бұрын
ኣነስ እዚ ትግራዋይ ፍቅሩስ ድስ ክብለካ።በጃኩም ንፋስ ኣይትእትዉላ እዛ ፍቅርኩም።ኣነ ኤረትራዊ ኢየ ግን እንቃዕ ጎረበትና ኮንኩም።ሰላም የውርደልና።እዞም ዝጻረፉ ኣይትገደስሎም።
@AnelleTube
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኺ ንግስቲ ትግራይ 🙏 በይዛኹም ዳ ኣቡነ እንድርያስ ገዳም ሴሮ ማንጨሎት ውሰዱዋ እንድርያሰይ ልስኣኖም የለይ ክምሕርዋ እዮም::
@sameeraasel7377
5 жыл бұрын
ሓቅኺ ኣለኺ ብኣፋ እዩ ሒዝዋ ዘሎ ሰለዚ ማይ ፀሎት ምፈተንኩም ።እ/ር ምሕረቱ ይልኣልኪ ምቅርተይ እዚ ዶ ንዓኺ ኣደ ትግርኛ
@zd6493
5 жыл бұрын
ሓቅኪ፣ኢኪዝያዳይ፣መዓረእዚማንጨለትእዚብጣዕሚ፣ደስዝብል፣ማንጨለት፣እዩእና፣ናብኡውሰድዋ፣።
@user-ii3dk5ko5i
5 жыл бұрын
ሰሪሕካ አይትለውጠና አምላከይ ንግስቲ ሓፍተይ ካዓ ምሕረት ይውርደልኪ አምላክ
@merrytube8231
5 жыл бұрын
Amen
@mohammadtaher5658
5 жыл бұрын
ምሕረት ይውርደልኪ አምላክ ዋይ ፈጣሪ ሰሪሕካ አይትለውጠና ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ
@germihk4260
5 жыл бұрын
Yeqsreta gan bejakum aye tsahaqu anesas katzareb kola yebeki aleku
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
@@germihk4260 መን ሲሒቑ ድዩ ኣነ እዚ ኮሞንቲ ኣንቢበዮ ዝሳሓቐ ሰብ ግን ኣይራኣኹን ነዚ ሪኡ ዝስሕቕ ውን ደንቆሮ ፍጥረት ሰብ ዘይብሉ ክኸውን ኣለዎ
@hdbvzcyjnvxbn6544
5 жыл бұрын
ምሕርት ያውረደሊ ከካብ ትግራይ
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
ንግስቲዋኒ ምሕረት ያውረድለኪ ማማዬ እጅኪ እዶዋኒ ማርያም ፅዮን ትማሓረኪ
@user-uv5iz7ku4k
5 жыл бұрын
ከመይ ምቅረተይ
@weditigray3513
5 жыл бұрын
ዓለም ጎደሎ! ምሕረት የውርደልኪ ሓፍትና ኣዶ ትግርኛ ሙዚቃ። ተጋሩ ብብዘለና ዓቕሚ ንሓግዝ!
@user-kl3kx7jg9k
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ በጃኩም ፀበል ውሰድዋ ናብ አባ ዩሃንስ
@fqvagahaba7879
4 жыл бұрын
እፎፎፎፎፎፎፎፎፎ ዋይ ክልተ ግዜ ተራኣያ ንግስቲ ሓፍተይ ኣጆኪ ንእግዚኣብሄር ዝሳኣኖ ነገር የለን እሞ ናብቲ ናይ ቀደምኪ ንክምልሰኪ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኪ ካብ ሰማያት ሰማያት
@lemalmojunta7451
3 жыл бұрын
❤️🧡❤️🧡💝💝💝💝
@AliAli-dy6pl
5 жыл бұрын
መድሃኒአለም ባዕሉ ምሕረቱ ይአዝዘልኪ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😢😢
@HassanAli-dc7yl
5 жыл бұрын
አላህ ይማርሽ
@user-zl1gb1dv3r
Күн бұрын
አረ ፀበል ውሰዱዋ ፀበል ይኡ መድሓንታ😢መድሃን አለም ምሕረት የውርደልኺ 😢❤❤❤❤❤❤
@imissmama3978
5 жыл бұрын
ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ንግስቲ ሓየሎም ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብኪ ተመሳሳሊ ከም ናትኪ Eritreawi ኣቦ-ጥበብ ጣኒቆ ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት 2019 ናብ ጥዕንኡ ተመሊሱ so ነዓኺ ከኣ ከምኡ ይግበረልኪ መ/ህር ህዝቢ ኢኺ።
@user-xz6vt5qb2v
5 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ንግስቲ ትግራይ ዕድሜ ይምነየልኪ ኣነ ኤርትራዊ የ ጥዑም ድምጻ
@asmaerasmaer9441
5 жыл бұрын
Mehret yewredelki mebal do teray aymeakelen? Eritrawi wala Afghanistanawi entay amxeo Fesawi Digital weyane helkus.
@genetgeryeiamproudoftigray3032
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ንግስትዋይ ንግስቲ መድረክና ኣንቢዕክኒ ቅድሜኪ ይስጠሓኒ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ኩልና ተጋሩ ነዛ ጅግና ከያኒትና ንትግራይ ዓዳን ንህዝቢ ትግራይ ሓራ ንምወፃእ ብዕሸላ ናብ በረካ ደደቢት ዝወረደት ዋዕሮ ስለዝኮነት ዓቅምና ዝፈዶ ንሓግዛ ኣለና ኣብ ጎንኪ ንበላ ኣነ ዓቅመይ ዝፈቀዶ ንከውፅእ ቃል ኣትየ ኣለኩ ቤኪየ ከኣ ኣዝየ የመስግነካ ካብ ሕቶካ መሰረት ግርካ ኣብ ገዝኣ ኬድካ ዘላቶ ኩነታት ብምቅራብካ የቀንየልና ካብ ሕጂ ንደሓር ከኣ ኣበይ ኩነታት ከም ዝበፀሐት ንገረና ኢካ ቤኪየ ኣብ ደገ ዘለና ስለንሻቀል ዘለና
@user-ei2ch2ky7k
5 жыл бұрын
ውይ ሓፍተይ ርሕርሕቲ ንስኽስ ታይ ገይርኺ ንሳ ውን ፈጣሪ ምትረት የውርደላ
@user-wj2cl7gi6b
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ፕሊስ ናብ መምህር ግርማ ውሰድዋ እመኑኒ ክትጥዒ እያ 😢😢😢💔💔💔
@ExpoExpo-lj7ur
5 жыл бұрын
Betkikl stebel new medanitwa ehtachn
@gideybelay8560
5 жыл бұрын
Awunet newu wede memhr grmaga mehid alebat amebiti mhretun tzezlshe
@user-uu1gp7mh8y
Күн бұрын
ናይባሓቂ❤
@shewayneshariaya2062
5 жыл бұрын
ንግስተይ እግዚአብሔር ልሳንኪ ይክፈተልኪ ክብርቲ ሓፍቲ እመብርሃን ምስ ወዳ ምሳኪ ትኩን ዝሓፍተይ🙏🙏
@fmhabeshawit5079
5 жыл бұрын
ኣሕ ንግስቲና ንግስቲ ትግርኛ ምሕረት የውርደልኪ
@tgmezgebe1862
5 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝከአሎ ልኡል እግዚአብሄር ምሕረቱ ይልአከልኪ 😥💕
@eyesuseyesus4685
5 жыл бұрын
ኣንቢዓትኒ ምስክነይቲ ኣይይይ ሰሪሕካ ኣይትለዉጠኒ ፈጣሪ ኣይዛኪ ክትዱሕኒ ኢኪ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
@abihile4642
5 жыл бұрын
አረቲስት ንግስቲ ሀየሎም አጆኺ ተጋሩ 70እነደርተ አና ቀዛህታ ኩለኩም ተጋሩ ፅቡቅ ስራህ እዮ ቀጥሉበት ተጋሩ
@getachewassefa9481
5 жыл бұрын
ምህረት የዉርደልኪ ወላዲትና ወላዲት ጥበብ ወላዲት ዜማን ግጥምን ወላዲት ትግራይ
@user-fj4sw9hi8c
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ኣዴና ንግሰቲ ሓየሎም
@user-hv3ox9fy3r
5 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ሉዑል ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ
@rigbitgalltigray6113
5 жыл бұрын
ቤዛኩም ወንቅእሸት ገብርኤል ገዳም ውሰድዋ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ንግስትዋይ😢💔
@fikirabrham6191
5 жыл бұрын
ፅዮን ማርያም ትምሓርኪ ንግስቲ ኣዴና እፍፍፍፍ የሕዝን
@albadralbadr2919
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስተይ
@user-oo3lq8tx3m
4 жыл бұрын
ናብ ማይጸሎት ውሰዱዋ በጃኹም ንግስቲ ዋዕሮ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
@abadieri8870
5 жыл бұрын
እዝጋኣቢሄር ምሕረት የውርደልኪ ሓብትና ተጋሩ ንፉዓት ንሕሙሙን ጽጉሙን ክትሕግዝ ክደይ ሰናይ ናይ ሕልና እዩሞ ፨፨፨፨
@gualtigrayfetawitselomunha2504
5 жыл бұрын
ምሕረት ይውርደልኪ ንግስቲ ሓፍትና🙏😢 ቀዛሓታ ምስግናይ ወሰን ይብሉን ቀፅሉዎ ንፉዓት
@user-jn6jl4fl3r
9 ай бұрын
ናብ ፀበል ውሰድዎ ናይ ሕክምና የኮነይ እዚ ምሕረት የውርደልኪ ጅግናና😥😥😥
@heucgsyx5609
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ይምሕርኪ ሓፍትና ኩሉ ይካኣሎ ፈጣሪ ቸርነቱ ይሕደርልኪ።
@user-lq4fw2qm9s
5 жыл бұрын
እውይይይ ዓለም 😢 ንግስቲ ዋዕሮ ኣሕሕሕ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ 🙏
@elsateame8714
5 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ሕሽኪ ንሪኤኪ ይግበሮ ግን በጂኩም ማይጨሎት ውሰድዋ thanks ቃዛሕታ ኩልና ብዝካአለና ንሓግዛ
@hntsahaylay1955
5 жыл бұрын
ዓለም ጎደሎ😭😭😭ንግስቲ ትግርኛ ሓፍትና አዴና ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ዝሳአኖ ነገር የለንሞ አጆኺ።የቀንየልና ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ንዝገበርኩምዎ ምትሕብባር ንኹሉኹም አድነቅታን ቤኪውን የቀንየልና።
@user-xo8pu7sx7y
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የዉርደላ ኣዲና ድምጻዊት ንግስቲ ሓየሎም።
@azemeraazemar1543
5 жыл бұрын
ንግስቲ አዴና እግዚኣብሔር ይማሓርክ በጃኩም ፀበል ውስድዋ እመብርሀን ትምሓርክ አሜንንንንንንንንንንንንንንንን
@abadigebre4385
Жыл бұрын
ኣየ ዓለም ክልተ ግዜ ካብ ንግስቲ ቡዙሕ ተማሂርና 😭 ንግስተይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርደልኪ ፅሩይቲ 🙏🙏🙏ኩሙኡውን ደገፍቲ 70 እንደርታ 'ውን ቤኪ ሓውና ንንግስቲ ሓፍትና ንክትሕግዙ ዘላዓዐለኩም ብሽም እግዛኣብሄር ኣምላክ የመስግነኩም ❤️❤️❤️ ግን ገንዘብለ ፅቡቅ እንተኮነ ቱዝላዓለውን ማይ ፆሎት እዩ እና ናብ እንዳበ ሃደራ ተትከይድ እዩ ቱዘሐሸ እግዛኣብሄር ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት ይኣዝዘላ 🙏🙏🙏 ብምቅፃል ቤኪ ሓወይ ምዚ ኩነታት ጦርነት ከመይ ከምዘላ እንደገና ተተቅርባ ማለት ንግስቲ ኣብ ባህሊ ኪነት ትግራይ ኣብቲ ደቂ ኣንስትዮ ከም ድልየተን ናብ መድረክ ክወፃ ዘይካኣለሉ ዝነበረ ግዜ ንግስቲ መጀመርያ ዝወፀትሉ እዩ ነይሩ በዚውን ቡዛሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብኣ ተማሂረን ብበዝሒ ኣብቲ ኪነት ፈርየንን እናፈረያን እየን እና ቤኪ ሓወይ ኩነታታ ከመይ ከምዘላ ተተቅርባ ይብል ሰላም ንህቢ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ❤️❤️❤️
@user-hq3ys4tt8c
4 жыл бұрын
ሓፈተይ ናተይ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልኪ ካብ ክርስቶስ ኣቦና ዝሰኣኖ የለምና እሰኪ ኣሓተይ ሕክምና ጥራሕ ኣይትእመኑ ፀበል ውሰድዋ በጃኩም ንሕና ኩሉግዜ ብፀሎት በፀበል ኢና ዝንኣምን 😭😭😭😭😭😭 ግን ኣይከኣልኩን እግዚአብሔር ፀሎተይ ይሰመዐለይ ዲሒንክይ ክሪአየኪ ብልብይ ይፅበ
@user-mx5lw3bm3w
5 жыл бұрын
ንግስቲ መልሓሰይ ትቆረፅ ዋላ ሓደ ሕማም የብላን መንፈስ ዩ ዘለዋ እግዚአብሔር ምስክረይ ወይ ተፈዊሳ /ኮነ ኢሉ ሰይጣን ዩ መልሓሳ ለኪትዋ ዘሎ በጃኩም ኣይትድከሙ በጃኩም ወንቅሸት ገዳም ባህረዳር ውሰድዋ ወይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣባ ግርማ ትኪድ ገንዘብ ናይ ዝፈሰሰ ብሕክምና ናይ ዝተወደአ ትርጉም የብሉን ውይይይ ፈጣሪየ ንዓካ ዝስኣነካ የለን ሞ ኣፋ ከፊታ ትዛረበሉ መዓልቲ ኣርእየኒ
@queentsgab2937
5 жыл бұрын
Tkkl aleki mkrtey ane kolay nab ana grma tetkeyd tsbuk neyru
@user-iv7jh1fo9w
5 жыл бұрын
100% tikekekl
@merrytube8231
5 жыл бұрын
Tekekill eu anes besru hekmna ketked aydely kemzi aynet hemam be amlak eu zelekek
@user-ko2hx6mg1m
5 жыл бұрын
ትክክል
@user-ii3dk5ko5i
5 жыл бұрын
ሮቤለይ ምስ በልኩ ናይ ባሓቂ ናብ አባ ዮውሃንስ ተስፋማርያም ወንቅ እሸት እንዳ ቁዱስ ገብሪኤል ውሰድዋ ሱቅ አይ ትበል በጃኩም ስድራ ቤት ተዝወስድዋ ክትድሕን ነይራ እያ እዚ ናይ ሸይጣን ስራሕ እዩ አፍ ምዕፃው እዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ከምዚ ዶ ምኮንኪ ንግስቲ ሽኮር
@user-uv5iz7ku4k
5 жыл бұрын
ምሕረት የዉረደለኺ ንግሰቲ ሓፋተይ
@fhhfhvfhgfj3805
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስተይ ወለድና ሕማቅ ኣይትርከባ 😥❤
@sarakiros4294
5 жыл бұрын
Mehret yewredelki Negisti haftey 🙏
@solisesa6804
5 жыл бұрын
*ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ🙏 ንግስቲ ሓፍተይ እግዚኣብሔር አምላክ ኣፍኪ ይኽፈተልኪ🙏::*
@user-ko2hx6mg1m
5 жыл бұрын
እዚ እርኩስ መንፈስ እዩ በጃኩም ናብ ማይጮሎት ውሰድዋ መልሓሳ ኣሲሩዋ ዘሎ ድያብሎስ እዩ ኣሕዋተይ ናብ ኣባ ዮውሃንስ ወንቅሸት ውሰድዋ በጃኩም ኡፍፍፍ ንግስቲ ሓፍትና እመቤታችን ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን
@Mkealumnbar2023
5 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ንግስቲ!
@user-he1il1bd3b
5 жыл бұрын
ኦ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ባዕልካ ዝፈጠርካዮ ምሕረት ኣወርደልና።
@destaapp9433
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ትግራይ። በጃኩም በብዝከኣልናዮ ንሓግዛ።ኣብ ስራሕና ኣሳልጦ ኣብ ሂወትና ሰላም ራህዋ ይምነ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@SaraSara-hp2if
5 жыл бұрын
Aman zhawey wedi tigray adey
@giiieff2888
5 жыл бұрын
ብጣዕም የሐዝን ዩ ዋይ ንግስት ሽኮሪ በይዛኩም ከም ገለ ጌርኩም አድሕንዋ ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ
@roozkiros6065
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኺ ንስኻቱም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም የሕዋትና
@user-be3bs9vn9h
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ያውርደልኺ ንግስቲዋ
@አየከአከነረ
3 күн бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ኣደና 😢
@tesfommobile8564
5 жыл бұрын
አግዛቢሀር ሚሂረት የዊሪደሊኪ ኒግሲቲ ሃፍተይይ ኣምላኪ ሙሉአ አድመ የሃቢኪ
@user-jf4lo9gr1p
5 жыл бұрын
ንግስቲ ሓፍትና ኣክሱም ፅዮን ባዕላ ምሕረት ትልኣከልኪ😢 ቀዛሕታ ከኣ ❤️ የቅንዬልና
@yonaskahsay1941
4 жыл бұрын
ንግስትየ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ ልዕሊ ኩሉ ንሱ እዩ እሞ ምሙካር ፅቡቕ እዩ ፀበል እውን እንተዝሙከረላ ብዝኮነ ፀበል ኮነ ሕክምና ኩሉ ወጪ የድልዮ እዩ እሞ ብዘለና ንተሓባበራ
@abbygualadwa7685
5 жыл бұрын
Amlakh mehret yewrdelki Nigistiye 🙏🏾🙏🏾🙏🏾and kezahta great job ketslilu gobezat👍🏽❤️
@haffhaff4931
5 жыл бұрын
ምሕረቱ የውርደልብኪ ኣዴና ንግስቲ ሓየሎም ዲሕንኪ ኣምላክ የሪአና
@haronhaylam4767
5 жыл бұрын
ኣየ ዓለም ስቕ እልና ንካራተት?? ንግስቲ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ እዝግኣብሃር ኣቦና ንግስት ትግራይ
@user-sy8tk8ee6o
5 жыл бұрын
ምሕረትሽ የውርደልኪ ንግስቲ ኣዶ ትግራይ
@xxtxtentacionmyking4453
5 жыл бұрын
እዎይ ሓፍተይ ናተይ ኣሕ ምሕረት የውርደልኪ እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይፍውስኪ ድሓን ምክንያት ይህልዎ ንግስቲ ሓፍተይ ኣጆና ተስፍ ጥራሕ ዘይምቁራጽ ጽባሕ ትድሕኒ ኢኪ
@hoorsaif5075
5 жыл бұрын
ምሕርት ይውርድልኪ ኣዴና ንግስቲ😢🙏❤❤
@hailushtg7643
4 жыл бұрын
ምህረት የውርደልኪ ነግየ
@kahsaygebretinsae4803
5 жыл бұрын
ዋይ ንግስቲ መዓረይ ንስኪ ዶ ምሓመምክና!ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ
@user-ck1yj9hk5c
5 жыл бұрын
እግዝአብሄር ምሕረት የውርደልኪ ንግስትየ
@user-oy3ci9qf3q
5 жыл бұрын
ጎይታየ ማዓርይ ስርሕካ ኣይተልወጥኒ እግዚአብሔር ምሕርት የወርደለኪ ንግስቲ ሓፈትና
@haderat
5 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ ፈታሪ ሓፍተይ ናተይ ዓይነብርከይ እንዃዕ ሙሉእ ኮነ እምበር ንኩሉ የርክበሉ ጥራሕ ሞት ኣያሃሉ ትብል ደርፍ ሰምዐ ንብዓተይ ኽቋጸጸሮ ኣይካልኹ So i am from Eritrea and i wish to you full health my sister.
@tplf6303
4 жыл бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ንግስተይ ምሕረት የውርደልኪ አጆኪ ክትድሕኒ እኪ ንግስተይ እፍፍፍፍፍፍ ካብ ክልተ ጊዘ ምርኣይ ማሓረኒ ጎይታይ
@user-ik6kc3zd9x
5 жыл бұрын
ንግስትና ኣምላክ ይሓግዝኪ
@user-nz6ui5cq7w
5 жыл бұрын
እዋይ ዓለም ጋደሎ ኣረ በይዛኩም ኣሕዋት ማይ ፀሎት ውሰድዋ እንድሕር ተካኢሉ ንመንፈስ ሕክምና ኣየድሕኖን ይቅሬታ ትእዛዝ ገይረልኩም ኣታ ኣምላክ ፀገማ ሓሊፉ ከም ዛንታ እትዛረበሉ ግዜ ሃባ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tc8cl3cz4t
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር እምልክ ምሕረት ይለእከልኪ
@user-fw2tx1cd9k
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ እሞ ሃየ ደቂ ትግራይ ዓደይ ካብዚ ሂወት ነውፀአያ በቢዓቅምና ታሓጋጊዝና
@sofiat3079
5 жыл бұрын
ናይ ትግራይና ንግስቲ ዕድመን ጥዕናን ወናኒት ክትኮኒ ትምኒተዩ ❤❤❤
@azebgeberegziabher500
9 күн бұрын
Egziabher Meherte yewerdelki 🙏
@iuu5963
5 жыл бұрын
እውይ ኣምላከይ ሰሪሕካ ኣይትለውጠኒ ምሕረት የውርደልኪ ንግስተይ መድሓኒታ ግን ማይ ፀሎት ዩ
@user-lc7pf6pt8u
2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@alemalem2803
5 жыл бұрын
ንግስቲ ኣዶ ባህሊ ትግራይ መዓረይ ናብ ምሉእ ጥዕናኺ ይምለስገፈኪ እዝግኣብሄር ሰማዒ እዩ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
@abrhaletekle
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኪ ኣባኪ ትኣሙሩ ይግለጽ ፈጣሪ
@princessmekelle81
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ዓለም ትሽዓንተ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኺ ንግስቲ ሓፍትና🙏🙏... ቤኪ ሓውና ነዚ ፕሮግራም ስለልቅረብኻልና የቐንየልና ❤❤
@monumonyo6370
5 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ንግስቲ ሓፍትና ልመጨለት ተልትወስድዋ ይምረፅ ኩቡራት
@yordigaltigrayselammskulu2399
5 жыл бұрын
Abayki ajoki e.r msaki ykun kulu nab amlak gdefyo nmntay tehmmeni aybahaln kulu natu eyu mhret yewrdelki ngstye ajoki marey 🙏
@ElsaElsa-mq4wq
5 жыл бұрын
እዚስ መንፈስ እዬ ናብ ምሕረት ውሰድዋ አብ መቀለ አላ ናይ እግዛብሔር ስብ ፀሎት ጌራ ፀበል እያ ትእዝዝ ተወሲድኩምዋ 100% ትድሕን እያ አምላክ ምሕረት የውርደልኪ
@user-jd2yq8py2x
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብደይ በሊዓትኒ ክብርቲ ኣዴና ኣጀኪ ኣይትሕምመኒ ኣይባሃልን ንፈጣሪ ኩሉ ይካኣሎ እዩ እሞ እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልኪ
@mezgebegidena2506
5 жыл бұрын
አንታ ናብ መምህር ግርማ ውሰድዋ ብምሕረት ኢዱ ይዳብሥኪ ፈጣሪ
@TV-nm3fy
5 жыл бұрын
ነዚኣ ሕኽምና ኣይኾነን ዝምሕራ ማንጨለት እምበር ዓሕ ዓለም ጨናዊት ንግስተይ ኣንቢዕኽኒ ብሓቒ
@user-tn8wm7nh1l
5 жыл бұрын
ንግስቲዋኒ እግዚአብሔር አምላክ ይማሓርኪ
@eritreaneritrean1570
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከብድካ ትበልዕ ኣምላክ ምሕረት የውረድሊ፡ ኣምላክ ጽላሉ የንብረልኪ፡ ሓውኪ ካብ ኤርትራ።
@user-xm5ym7gy8x
4 жыл бұрын
ንግስት ሕፍትይ ፀበሎ ወንቅሽት ቅዱስ ገብርኤል ገዳም ትዛትኪድይ ደስ ምበለን
@merhawitgebremedhn5246
4 жыл бұрын
ሓፍተይ መዓረይ እግዚኣብሄር ይምሓርኪ
@user-js7zk1ut4v
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ማይ ፆሎት እውን ውሰድዋ በጃኹም
@abrehetselomon2174
5 жыл бұрын
ንግሰቲ ሓፍተና ኣዴና ምሕረት የውረደልኪ
@yomangebregergs8431
5 жыл бұрын
Guday mulat hawa ke ንግስተይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ዓለም ብላሽ ንምንታይ ግን ንመናቀ ተጋሩ ክንድዝወሓድናስ። ንዛዘይትረብሕ ዓለም ተሓላሊና ዘይንነብር ንዚኣ ዝፈወስኹም ፈጣሪ ናይኢድኹም ይፍደኩም
@semereasmelash4645
23 күн бұрын
ምሕረት የዉርደልኺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኽብርቲ ሓብቲ
@SahayaSahaya-vg8wj
2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ዘሓፍተይ በዛኩም ፀበል ዉሰድዋ
@user-jj1gx2ei5j
5 жыл бұрын
አሕሕሕ አምላክ ሰሪሕካ አይትለውጠና ንግስቲ እምብር ንግስቲ እያ ነበረያ ነበረ ከይትኸውን ፀበል እምበይ ሕክምና ታይ ክዓብሰላ ወንቅሸት ገብሪኤል ውሰዱዋ አምላኹም አሚንኹም ዋይይይይይይ መሕዘኒ
@ane5012
5 жыл бұрын
Amlak mihiret jewirdelk hafite 🙏🙏🙏
@user-su7vs8kr8e
Күн бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ
@awetamaha9504
5 жыл бұрын
እዋይ ዓለም ጎደሎ እግዝኣብሄር ምሕረት ይኣዝዝ ሓፍትናን ኣዴናን from eritrea may god bless you!!!
@user-fh5rx7sz1c
5 жыл бұрын
ኣሕዋተይ ማንጨለት ሞኩሩ ኣምላክ ኩሉ ኣይሰኣኖን
@adamahamed2497
5 жыл бұрын
ምሕረት የውሪደልኪ ሓፍትና ኢንሽላህ
@beryeshikor5783
5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዛም dislike ትገብሩ ዘለኹም ሲ እንታይ ዩጸገምኩም ክንዲ ምሕረት የውርደልኪ ሲ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ሓየሎም ነቶም ነዚ ጉዳይ ናብ ህዝቢ ዘቕረብኩም ኣባላት ድገፍቲ ክዕሶን ቀዛሕታን ጽቡቅ ስራሕ
@user-ml1hx4jd5c
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ
@mediyenatwawedaj9656
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ንግስቲ ዓይኒ ትግራይ
Пікірлер: 857