KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
Музыка
ውልቀ መላኺ ኢሰያስን ውልቃዊ ትካላቱን
Жыл бұрын
ውልቀ መላኺ ኢሰያስን ውልቃዊ ትካላቱን
Рет қаралды
34,327
Kiros Asfaha
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 537
@yr7396
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጎይታ ሓቂ ናዓኻ ዝጸልእ ብርግጽ ምስ ነብሱ ዝተባኣሰ ጥራይ ኢዩ ❤
@desbellekibrom1199
Жыл бұрын
Kiros is genius and smart guy bless god him!😊🤗
@user-zk7nu8kd5g
Жыл бұрын
ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ንበረልና እስኪ ❤❤
@yoditmehari48
Жыл бұрын
Haqin hasotin mflay zeabeyo ab nay kiros chanel mexiu abo haqi ybl
@wedighirmay5930
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኸይ much love 💕 ❤
@Shiden9
Жыл бұрын
ክሮሰይ መን እሞ ከማካ ንስካ ጥራይ ኢካ ጽቡቅ ገርካ ፈሊጥካዮ ዘለካ ኣጆካ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ኣለና
@mebrahtomsemere3397
Жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ንስካ ኢካ ነዚ ስርዓት ጽቡቅ ገርካ ፈሊጥካዮ ዘለካ ኣጆካ በርተዕ ኣብ ጎድንካ ኣለና
@haftayhagos3397
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኪሮሶይ ኣቦ ሓቅን ፍትሕን!
@danielkfle5759
Жыл бұрын
Kiros ጅግና እቲ እንኮ ዘሎ ናይቲ ስርዓት ርስሓት ብትብዓት ዝዛረብ ሰብ 🥰✅️
@zenunegash6080
Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ክብር ሓዉይ ንፍትሕን ንሓቅን ደኺመ ከይበልካ ለይትን ቀትርን ትቃለስ ዘለኻ ሓቀኛ ተቓላሳይ ኩሉ ግዘ አነ ሰዓቢኻ እየ ብዝዕባ ኢሳያስ ከም ናይ ግሉ ዝዉነን ኩሉ ስለዘይፈልጦ ዳርጋ ናይበይኑ ዘዉንኖ ቦታ ኣለዎ ክትብል ከለኻ ሙዚቃ ቁሩብ ንድምጽኻ ዕብልል ተብለልካ ስለዘላ ቁሩብ ድምጺ ናይታ ሙዚቃ ትሕት ክተብላ ብትሕትና ሓሳበይ ክገልጸልካ እፈቱ
@samuelbeyin199
Жыл бұрын
ከማካ ጀግና ኤርትራዊ የለን ሃልወልና እስካ ኪሮስ ኩሉ ግዜ ጅግና ፡
@TommyGurja0912
Жыл бұрын
ስምካ ሓቂ እዩ❤
@heriesey3615
Жыл бұрын
Kiros Asfha forever ❤❤❤
@dgdg9731
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ሓቀኛ ንበረልና 🙏🙏🙏❤❤
@robel10_
Жыл бұрын
ኪሮሳ ተባዕ ኣቦ ሓቂ ❤
@maximusabi751
Жыл бұрын
ኣብ 2008 ኣብ ገልዓሎ ዘሎ ሆተል ከይንኣትዎ ከልኪሎሙና። ኣብ 2008 ኣብ ገልዓሎ በረኻ ብረቶም ሒዞም ጤለበዱ ማንቲለ ክሃድኑ ጸኒሖሙና ። ንአቶም ኣዕራብ ምስ ኣዋጠርናዮም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝተዋህቦም ፍቓድ ሂቦሙና ገሪሙና። እዚ ትብሎ ዘሎኻ ጽሩይ ሓቒ ኢዩ።
@user-ev4gf8np6b
Жыл бұрын
ኩሉ ሓቂ አዩ, ኢስያስ ኻለ የግበር
@awetasgodom585
Жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ዋላ መግለጽ የብለይን ንዓካ ዝከውን።
@senaitsolomon449
Жыл бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️💯💯💯💯💯💯💯💯
@user-fk7zz6bh1e
Жыл бұрын
Exactly
@jacobjacob3227
Жыл бұрын
ህሉው ኢዩ ጂግና ከምዚ ከማካ ተባዕ ሰብኣይ።💔💔💔💗
@rmb3936
Жыл бұрын
ኢንተርቪው ኣብ ትገብረሉ ግዜ ቃላት ተሸራሪፎም ስለ ዝወጹ ኩሉ ግዜ ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕ እዩ ኪሮሳዊ። ንዘለካ ጽልዋ ከኣ ኮግድሎ ይኽእል እዩ።
@christiantsegaytewelde450
Жыл бұрын
Kiroswa Kkkkkkkk agamewa
@jonasjoebyo2105
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ጎኒ ህዝቡ ናይ ብሓቂ ክብሪ ዝግበኣካ ክቡር ሰብ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪
@Delayiselam.
Жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ። 👑👑👑
@teswedierihalalmeret46
Жыл бұрын
Kiros the kings 😭❤️💘🙏
@rora3757
Жыл бұрын
ፍልፍል ሰሎሙና ኣነ እወን ይፈልጦ የ ኣባላት ክ/ስ 32 ነሮም ናይ ጫት ሓሺሽ ክምዝንበረ ይፍለጥ ዩ ሰምበል ትካል ጽርበት ዕንጨይትን ሓጽንን ኣስመላሽ ገረዝግሔር ሓልፊኡ ኣብ ቤትማሰርቲ ሞይቱ
@daniela7019
Жыл бұрын
Kiros the righteous man we have a huge respect for you
@MFish7980
Жыл бұрын
Thank you, brother Kiros for your information. This regime is a Mafia style regime NOT a government. This style started during the Eritrean struggle!!
@milliparadizomilliparadizo7708
Жыл бұрын
ኣቦ ሓቂ ኪሮሰይ ምስ በልኩ አንድየ
@teklittk7118
Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኪሮስ ጎይታ ሓቂ
@Blue_2024
Жыл бұрын
Kirosey ❤❤❤
@merontesfay3145
Жыл бұрын
ኪሮስ king of king eritrean 🥰🥰🥰🥰 I Love you
@wedibira2
Жыл бұрын
Kirosey abo haqi🤴
@tigrignapost
Жыл бұрын
እቲ ክትገልጾ ዘሰክፍ'ዪ ኢሉ ነጢርዋ ዘሎ ኪሮስ ኣብ 10 ደቂቅ ከባቢ ዘላ ብዓል ኢሰያስ ዘለዎ ካልኦትን ንደቂ ኣንስትዮና ዘይፈልጥኦ "ድራግን ሓሺሽን ኣስትዮም ኣባላሽዮምን ኢዮም። ኣሕ ዞም ሸፋቱ ናይ ሳሕል! ድሓር ግን ገለ ኣሎ ኣብዛ ሃገር
@lolamigos2381
Жыл бұрын
Tufffff hasewti
@Mati-lq5kr
Жыл бұрын
kiroseyy ❤🥰
@ashuweditigray7680
Жыл бұрын
ኬሮሰይ በሐፂሩ ደላዪ ፍትሕን ሰላምን ሓቅንን ንበረልና እስከ❤❤❤
@hayelomhadish9793
Жыл бұрын
ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ❤👍🏾🙏
@yordag9538
Жыл бұрын
ኩሉ ትክክል አዩ👍❤❤❤
@kirosasfahagrmaafrica8761
Жыл бұрын
Kirosey 🤴
@meronteklit1592
Жыл бұрын
Kirosey my king 🤴 ❤ ♥ 💙 💖
@nayhmameystyle9479
Жыл бұрын
Kiroseyyy king of king 🤴 ❤abo haqi ❤
@abrahamzereabruk1626
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጂግና ናይ ጀጋኑ ንሓኪ ዝሞተላ ንበር አስኪ።❤❤❤
@merhawitesfagerges6920
Жыл бұрын
ኪሮሰይ መለይ ጎይታ ሓቂ ፍትሓዊ ዓይኒ ንኡሰይይ ወለዶ ንጉስ ጥበብ ዓንዲ ህዝቡ❤❤❤
@mikishmendi3906
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ
@ove6164
Жыл бұрын
My kirosey We Love you👑💙
@rezenegebre6779
Жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@Mikael7702
Жыл бұрын
GBU! KIROS hawey ❤️❤️❤️
@user-fx6ys6yd6m
Жыл бұрын
Kiros Jigna ❤❤❤🎉🎉🎉
@johnwick7208
Жыл бұрын
Welcome back kiros smart artist from Tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
@negasi2123
Жыл бұрын
King kirosey 😊❤
@bitewmyhero7012
Жыл бұрын
Kirosey king abo haki, we love u❤
@tedrostewelde287
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጂግና 👍👍👍👍👍
@habtekidane477
Жыл бұрын
ዝገርም'ዩ እዞም ሸፋቱ ሳሕል ጽቡቕ ጌሮም እንተሰሚዕና ኢና ንስምብድ እምበር ሕማቕስ እንተሰሚዕናስ ንኣምን ኢና
@lolamigos2381
Жыл бұрын
Gis
@mera243
Жыл бұрын
@@lolamigos2381 ጓል ሸፋቱ ዲኺ ጓል ቶም ሰተይቲ ደም ሓቂ ዩ ወሓጥዮ
@smartboy1983
Жыл бұрын
I recpect you king kiros ❤️
@yonashabtemariam7059
Жыл бұрын
Heroe Kiros. You are true as usual. Longevity life for you!!!
@misginaabraha1208
Жыл бұрын
ስላም ንዓካ ኪሮስ ኣስፍሃ ኣቦ ሓቂ ንስኻ ደራፋይ ጥራሕ ኣይኮንካን ክልተ ብልሒ ዘለዎ ሴፍ እካ እዚ ዝበልኻዮ ድማ ኩሉ ሓቂ እዚ ሽፍታ ኣዲሃሎ ካልእ ይገብር ሰለቲ ኩሉ ንህዝብካ ንምንቃሕ ትገብሮ ዘለኻ መልእክቲ ክትምስገን ይግባኣካዩ ኣጂካ ቀጽሎ ድማ ይብለኻ መስተውዓል ነብር እለካ ኣለኩ 🐆🐆🐆🙏🏻🙏🏻
@esiyastewelde7028
Жыл бұрын
King of King
@merahevenheven161
Жыл бұрын
Kiros abo haqi❤❤❤❤
@user-ny9xd3od2h
Жыл бұрын
ንኪሮስ ካብ ልቢ መንእሰያት ካብ ተውጽእ ዳይናንሶር ደሊኻ ከተምጽእ ይኸልል ኪኪ ኣብ ልቢ መንእሰይ ዓቢ ቦታ ኣለካ
@binites7284
Жыл бұрын
Abo haki 100%
@Aduliss
Жыл бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ጥበብ ኣንታ ጅግና ጓሳ ጸማም ህዝቢ
@lolamigos2381
Жыл бұрын
Denaqur ekum gn nay bhaki
@fesehawold238
Жыл бұрын
Thank you, Kiros.
@hawshabebda688
Жыл бұрын
ኪሮስ ጂግና ኣቦ ሓቂ👍👍👍
@rezenegebre6779
Жыл бұрын
ክሮስይ ኣቦ ሓቂ በርጌድ ን ሓምዱ ኣብ ጎንኻ ኣልና ኣጆኻ ❤️❤️❤️
@birhanetesfa5978
Жыл бұрын
ናይብሓቂ. ኪሮስ. ጽቡቕ ገይርካ ኢኻ ገልጽካዮ ኣእምሮ ዘለዎ ኤረትራዊ ብጉብእ ነዚ ኣስተዉዖሉ ነዚ ጋኔን ስርዓት ካብ ስሩ ክምሑ ክትሰእ ይግብኦ :: ኣነ ኤረትራዊ ኢየ. እናበልኩም ንኢሳያስ ትድግፉ ግን ኢሳያስ ናይ ኤረትራ ሃብትን ህዝብን ክገዝ ዝመጸ ድያብሎስ እንበር ዕረትራዊ ስለዝኾነ ኣይኮነን ሕራይ. እናበለ ኣሻድንዎ ኣብ ዓድና ብጭቕ ኢልና ክንዛረበሉ ዘይንኽእል ደረጃ. ኣዉድቅና :: ብዝኾነ ኪሮስ. ሓዉና. ዝብልካዮ 100% ዘይክሓድ. ሓቂ እዩ
@kuraeeritrawi5826
Жыл бұрын
Ezi ab super lateriia nelilo zineberna 😂😂😂
@lolamigos2381
Жыл бұрын
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሳክት ቤላቤለው ናይ ባር ሕክያስ ከም መጽናዕቲ ጌሩ ዘምጽኣ ይዛረብ ዓሻ ሙኻን ጡዕም ዩ በጃካ ኣይትሓፍርን ኢኻ ክክክክክ
@angesommesfn3994
Жыл бұрын
ኪሮስ ዓርከይ ! ክሳብ ሕጂ ኢሰያስ ትብል ኣለኻ! ናዓ ናብ ክርስቶስ ዕረፍቲ ክትረክብ ንእግዚኣብሄር ዘምረሉ ትዓረቅ ምስ ኣምላኽ ተነሳሕ።መወዳእታ ዓለም ኮይኑ ዩ። ጻውዒት እዩ ጎይታዩ እዚ።ኦሮቶዶክስ ትጽውዓካላ ። ይኣክል ናይ ዕብዳን ዘመን ንእግዚኣብሄር ንዘምረሉ ብበገና ሻምብቆ።መጀመርያ ጥበብ ንእግዚኣብሄር ምፍራህዩ።well come bro please?👋
@freweynikidane4943
Жыл бұрын
Kirosawi Amlak msaka ykun❤️❤️
@samielmahuray
Жыл бұрын
Kiros forever ❤️❤️❤️
@noch5jahrezukunft326
Жыл бұрын
Well come back Kirosey.
@m-f6517
Жыл бұрын
Kirosey abo Haki God-bless You
@user-jr3nk8or3f
Жыл бұрын
Kirosey beal hlna selamka ybzahaley 🙏🙏🙏
@yorusalemgezhey7934
Жыл бұрын
❤️❤️❤️💕💕
@bereketteklay8185
Жыл бұрын
Kiros gegna fetawi hekiy,,,, delaye selam neberelna❤️❤️❤️👍
@jaymike4218
Жыл бұрын
You have understood it very well kilos, this Has to be broadcast on every channel of justice seekers KZitem and Facebook and Instagram, tiktok as well as tweeter again and again until the youth understand it
@ahferomtesfay7835
Жыл бұрын
ኪሮስ ዘይነጽፍ ባሕሪ ኣብ ዳህላክ ከም ሚነዋለ ኮይኖም ዝሰርሑ አባላት ጸጥታ ኔሮም የዕሩኽትና❤❤❤
@jossijosawi341
Жыл бұрын
ንሓቂ ዝሓቅቕ ንበይኑ ዘዓጥቕ ደፋር ተቓላሳይ።
@samrayARFC4
Жыл бұрын
GBU wedi Asfha .
@danielmekonen4426
Жыл бұрын
Kirosa abo hakiiii 🙏🙏🙏💯💯💯💒💒💒💒🦁🦁🦁🦁
@solomonkiros9191
Жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና ኣጆኻ ሓቀኛ ብዙክ ኣይፈትዎን ግን ብዝሒ ዘይኮነስ ዉሑድ ኾይኑ ቁምነገር ዝሓዘለ ህዝቢ እዩ ዝምረጽ. 💪💪
@angasomgermai4349
Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍
@yonasfishaye8241
Жыл бұрын
ብጣዓሚ ጹቡቅ ምኽንያቱ ከምዚ ከማኻ በባሓደ እቲ ዝፊልጥው ማሰ ሚደያ ወጸዪም እንተ ዝገልጹው ጹቡቅ ነሩ ህዝቢ ከማን ይፈልጦ ክንደይ ምሰጥራት ከማን ይህሉ ናአብነት ( አብ ሳዋ ዝተገበረ ጸኒሕና ክንጎልጾ ዝበልካ ) እቲ ቀንዲ ህግደፊ ሰሪሕሉ ዘሎ አብ ህዝብና ዝይምትእምማን ህጂ ወን ንህብና ክብሎ ዝደሊ አብ ሓደ ጸናዕ አብ ሓደ ቦታ ኮለል አይትበል ፈታዊናን ጸላኢናን ነለሊ. ከምዚ ገሪካ ነቲ ሓቂ ምዝራብካ ብጣዓሚ ጹቡቅ ክብረት ያሃበልና።
@okubattesfaldet3973
Жыл бұрын
Kings kiros 💯💯💯💯💯💯💯✅✅✅✅✅✅
@aronkeleab8088
Жыл бұрын
Kiros Abo haqe nibereley 🥰
@msgnazeru3431
Жыл бұрын
ኪሮስ፡ጅግና ኣባ ሓቂ ንበረልና እስኪ
@genettedla4209
Жыл бұрын
Nice to hear your voice kiros good on you for this program keep going for good job we prodded of you 👌 👍
@nahomtekle4249
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ግይታ ሓቂ ኣጀኾ በርትዕ ነዞም ላሓስቲ ህግደፍ ጉዶም ኣውጻዮም
@habazama7172
Жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሃቂ 👍🤜🤛🤜❤❤❤
@luelasrat5712
Жыл бұрын
ከም ሓቂ ተዛሪቡ፣ዝጽላእ የለን።(ፕላቶ) ሕጂ ዘይክንኣምናካ ንኪእል እና፡ምስ ግዜ ግን ኩሉ ክስተንትንን ክዝክሮን'ዩ። ኪሮስ ንዓካ ዝሕምቀካ ሕልናካ ጥራይ'ዩ።
@brkteyalemey4535
Жыл бұрын
❤ thanks kiros neta hager beabaya wesidoma andyom zelwu
@ermiamaermiama2210
Жыл бұрын
Kirosey ❤abo haki
@kuraeeritrawi5826
Жыл бұрын
ATA chirossss
@negashbezabh4247
Жыл бұрын
Thanks brother btam nemesgneka EDMEN TEANAN YHABKA kulu zbelkayo haki eyu Ajoka Ab goneka Alena
@jemalnegash3124
Жыл бұрын
ኪሮስ ሰብ ቲ ናይ ባሐቂ ሰብ አብ ሐቂ ጥራሕ ዝስዋእ ዕጣቅካ ሰብአውነት ህዝባውነት ሕልና መትከል ኑጹህ ከማኻ ወረጃታት ጀጋኑ እንተዝበዝሑ ተዳራሪዑና ዘሎ ገሊጽካ ዘይውዳእ ሽግራትና ምተቀንጠጠ ንሑሱም አራዊት ኢሰያስን ጉጅሉኡን ቀዲካም ዝፈለጥካ ዓገብ ዝበልካ ጅግና ኢኻ አጆኻ በሩትዕ ክወግሕ ኢዩ
@heriakleguzaye7935
Жыл бұрын
Kirosey the king of music and honest man.
@user-kq7rz3ij8y
Жыл бұрын
Sakt husar eka nsak modes tgiru wahid asha
@tomytomy2863
Жыл бұрын
100% ሓቂ፡ እታ ስማዊት ካዝና መንግስቲ ግበሃል ጁባ ኢሳያስ ከምዚኾነት ፍሉጥእዩ።
@sabatesfay1801
Жыл бұрын
You are a hero and we love you brother.but background is so loud
@mokamoki7500
Жыл бұрын
👌👌👌👌👌👍👍👍
@samrawithayelom1900
Жыл бұрын
Kirosey enqea bselam mexka ❤️
@okok-se7ei
Жыл бұрын
Kirosyyy❤❤❤💪💪💪
@dawitmengsteab9919
Жыл бұрын
Kirosey jgna 👍🥰🥰
@temesghen9252
Жыл бұрын
Kiros jigna ❤❤❤❤❤
@hegdefmendefxirehezbi7368
Жыл бұрын
Selam selam kiros anbsa abo wexiate ❤❤
@nataneley
Жыл бұрын
Welcome Kirosey
@user-fk7zz6bh1e
Жыл бұрын
Kiros Asfaha thank you 🌹
Пікірлер: 537