Subscribe / @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100
ኣብ ሉሉ መዳይ ሻማ ሻማ በል
ብሉዑል ወኒ ከም ሓያል ማዕበል
ንፍትሒ ሰላም ራህዋ ንዕቤት ሻማ በል
ንጽንተት ንዕንወት ንዓመጽን ንፋሕፋሕ ጥፍኣት ንስደት ንውርደት ንኣደራዕ
እምቢ ....እምቢ ....እማቢ በል
ንሓድሕድካ ደው ሃሉ
ኤርትራና ንዘልኣለም
ሕውነትን ምክብባርን ይሰስን
Негізгі бет #SHAMA
Пікірлер: 130