እቲ ኣብ ሞንጎ ህወሓት ዝተፈጥረ ክፍፍል ቀጺሉ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክልቲኦም ወገናት ህወሓት ንምድሓን ንሰርሕ ኣሎና ይብሉ ኣለዉ። እቲ ምክፍፋል እቲ ግዝያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ከምቲ ዝግባእ ንኸይድምዕ ይገብሮ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብቲ ህዝቢን ሰራዊትን ዘየድሊ ምክፍፋል ናይ ባዕሉ ጽልዋ ከምዘለዎ ፍሉጥ እዩ።
Негізгі бет Teddy Press ፖለቲካ ትግራይ ካብዚ ኸ ናበይ?

Пікірлер: 44