KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
ምጥርይ እንታይ ማለት ዩ ሕቶ ንማሜ
No video
2 жыл бұрын
ምጥርይ እንታይ ማለት ዩ ሕቶ ንማሜ
Рет қаралды
68,516
Mame & Hanan
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 527
@user-mt8mj5ew7y
3 ай бұрын
ገፅኪ ትራሓቅ ሃማም ሸናዊት መፅሊኢት ዑዑዑ ንወዲ ኢልካስ ሃይምኖትኪ ትቅይሪ መናጢት ወለዲከ ኣለዉኪ ዶጨናዊት 😢😢
@vjr7453
2 жыл бұрын
ላዛ ወጀራት ዶ ክምኖ ቶኡ ትውለኻዮ ላበልኻ💘❤❤
@user-bp5ye2rh6f
2 жыл бұрын
ቆንጆጆጆ
@yeshuhayill4071
2 жыл бұрын
ውላድኩም የረኤና ደቅ ርመይ ኣሜን 💛❤🙏 😍😍😍😍
@mimiraya7167
2 жыл бұрын
ደስ በሃልቲ ደስ ክብል ብቋንቋና ኣትጥፍኡ ደቂ ሓላል መሬት ❤️❤️💛💛
@jhonocbay693
2 жыл бұрын
resht olt gahbu nay netigray abzihgi metri aydlayn eyuo. zeblon medhnitn eyuo zedliyua. gexkum terhk husurt qondaft🙊🙊
@user-gq5gx4iq9c
2 жыл бұрын
እንዳ ማሜ ፅቡቃት😍😍😍
@user-if7bl2gy9b
2 жыл бұрын
ፅሩያት ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ላጋ እና ጎጎ ብዓድናለ ከምኡ እዩ ከምቱ ልኣና ልተስሑቁና ምሉእ ዒድመኩም ላሳሓቅኪሚ ላተሓጎስኩሚ ንበሩ ሓባይብ
@Tekletube
2 жыл бұрын
እሰይ ደስ ክትብሉ ማሜ ሓወይ ወዲ ዓድጉደም ዲካ ወድ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@hanahana8072
2 жыл бұрын
ዋው ደስ የሚል ላዛ
@teweldemahari4518
2 жыл бұрын
ላጋ እዩ ዝበሃል ክብርቲ ሓፍተይ ኣምሓርኛ ምስ ትግርኛ እውን ኣይተሓዋውሱ ሞክር ትግርኛ ኣይኮነን ፈትን እዩ ዝበሃል
@tigraweytieye6171
2 жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሽኮራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@user-yt4qg6hl1e
2 жыл бұрын
ከመይ ድየ ዝፈትወኩሙ ደቂ ትግራይ ሓላላተይ
@komaistekle4512
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ አዩኮ ዘሐዝን ምስቶም ዘይ አምኑ ኣብ ሓደ ኣርዑት 2ይ ቆሮ 6:14 አይትፀመዱ ይብለና አግዝአብሄር አምላክና ስለዚ አግዝአብሄር ናብታ ጥንታዊት ሃይማኖትኪ ይመልስኪ ምክንያቱ ፍቅሪ ሰብአይ (ፍቅሪ ዓለም , ሰሓቅ , ገይፂ) ጊዛዊ አዩ አት ምስ ክርስቶስ ምንባር ግና ዘልአለማዊ አዩ መወዳአታ የብሉን ስለዚ አዐሪኪ ሕሰብሉ ምቅርተይ ናይ ምድሓን ግዜ ሐዚ አያ አና ሰላምኩም ይብዛሕ
@kedataptup3231
2 жыл бұрын
Kkkkkkkአይትስሕቀኒ ስከ ካሕድቲ ምኳንኩም ረሲዕካ ድካ
@komaistekle4512
2 жыл бұрын
@@kedataptup3231 ካሓደቲ ደኣም ንሕና ዘይ ኮንና ንስኩም አንዲኩም ብመሓመድ ዝተጀመረ አምነት አትክተሉ ማማየይ ክክክ
@herangualagame7447
2 жыл бұрын
@@kedataptup3231 ዋይ ኣታ ረኣዩለይ ንሕና ንመን ኢና ንክሕድ ናታስ ምሓማታ ክክ 😂😂😂
@user-tu7yl2ct5w
2 жыл бұрын
ዋይ ዘይትሓፍር ዳቂስኪ ኣለኪ ተባራበር
@komaistekle4512
2 жыл бұрын
@@herangualagame7447 “ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።” - ወንጌል ዮሐንስ 1፥3 ነቲ ኩሉ ዝፈጠረ አግዝአብሄር አመበር ልመነ ድኣ
@amanielaregawi7278
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፎተኩም ደስ በሃልቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🙏🙏🙏
@Mahimahi-jx1pt
2 жыл бұрын
ማርያምን ክፈትወኩም ማኣት ደቅ ሓላል መሬት ❤💛💛
@milashmilash3881
2 жыл бұрын
ካብ ፈጣሪኪ እኪ ዓርክኪ መሪፅኪ ምስክን ብጣዕሚ ተሕዝኒ ሃይማኖትኪ ክሕድኪ ምስክነይቲ
@user-be5mb1xg9h
Жыл бұрын
እንታይ ድዩ ሃይማኖታ
@user-et3ej5ky8h
2 жыл бұрын
ሃኒ ድኣይ ዓድኽ💖💖
@user-bf4nc4ud5m
2 жыл бұрын
ወጀራት
@user-yg2pn5wf9j
2 жыл бұрын
ደስ ኽትብሉ ንገዛኹምካ ጋሻንድየ ብጣዕሚ ሓሪፍ እኹም❤❤❤
@user-qd8ee8zt2g
2 жыл бұрын
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ. ኣታ ሞይተ አብ ኣከባቢና ጓልኣንሰተይቲ ከምኡ ተይላ ብጣዕሚ እዮም ዝስሕቅዋ ደቂ ተባዕትዮ💔😁ክፈትወኩም ኣነስ ጓል ኣሕፎሮም ፈረስ ማይ ሓሓይለ. እየ ❤💛
@helenmogos3559
2 жыл бұрын
ስለ ምራቀለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዳሓለፈ ክፋኣትና ድሞፅእሎ ሞቻና ብራሃንና ይግበረልና ኣሜን ፍቅርኹም ያብዛሓዮ
@user-me9wc4op6f
2 жыл бұрын
ኣነ ብጣዕሚ ይፎትየኪ ኔረ ግን ትብሎ ምፍላጥውን ዓገብ ኣለዎ ዞም ኣሓተይ ዋላ ቅያር ምካኑ ቡኡ ሹሙ እምበር በካሊእ ላዛ ናፈለጥክዮ እኪ ግን ደስኣይብልን ክብሪ ቃላት ይሃልኪ
@sarasaara3454
2 жыл бұрын
ፍቕርኹም የብዛሓዮ ሙቁረት🙏❤⭐️💛
@mengisbariazgi4943
2 жыл бұрын
I like your approach, it is funny and I love your accent.
@mesiendertawit9608
2 жыл бұрын
ፅቡቋተይ🥰💛😍💛🥰❤️😍😘
@solpaul9065
2 жыл бұрын
Nice intertment & thanks
@awelmahamed837
2 жыл бұрын
ዋዕ ገኛሚ ሕቶ
@abanubzinayi9510
Ай бұрын
ዋይካብ ፈጣሪኪ ደክ ዓርክኪ መሪፅኪ ምሰክን ብጣዕሚ ተሕዝኒ ሃይማኖትኪ ክሕድኪ ምሰክነይት😢😢
@brkti_tube
2 жыл бұрын
ፀለሎ እንድዩ ዝመስል ክክክክክክክክክ ኣየ ማሜ
@zainazaina2750
Жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፅሩያተይ እንኳን ሰላም መፃኩም
@user-ip7bn4tm3o
2 жыл бұрын
እታ ቖልዓ ፣ ጽብቕቲ ክንሳ ቛንቛኣ፡ኣባላሽዩዋ ተርጓማይ የድሊየናብነሩ!!!!!!
@lave9644
2 жыл бұрын
እዋይ ሃናነይ & ማንየ ሕፍር ኢለ ሎምስ kkkkkkk😄
@filmon7139
2 жыл бұрын
welcome 🌹🌹🌹
@user-sr1cs7jf2d
2 жыл бұрын
ረሞዳን ከሪም ረሑስ ረሞዳን ይግበረልና ሰላም ዘንግሰሉ ትግራይና ነፃነታ ትረክበሉ ረቢ ይግበረልና።
@user-xl8xb1wq1t
2 жыл бұрын
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
@solomongebrekristos3370
2 жыл бұрын
አሜን !!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@dhxgdhdtdc8667
2 жыл бұрын
አነ ጋል ራያ እየ ዉን አብኽምን ናይ መገድ ደቅ መቀለ ነይረም አወዳትይ አጋላትይ ነይርና ካው ድማ ምጥረይ ቃዝይን ይብሉ ስባአይ ዶ ምጥር እነሀዎ ይብልና ነይረም ወይ ትዝታ ናይ ርጎኦ ላጋ ናይ ፃባ ድማ ኻርፎ ይባሃል ናይ ጠስም ድማ ቆርየ ይባሃል ናይ ዓዉስ ድማ ዳሽ ይባሃይ ብናይ ራያ ጨርጨር
@user-uu1gp7mh8y
2 жыл бұрын
😂😁😁
@user-yn8tb8ij3c
2 жыл бұрын
ክክክክክ
@user-pt3dh4zb3y
2 жыл бұрын
🤣🤣☺️
@mesiendertawit9608
2 жыл бұрын
ዋላ ብእንደርታ ጠስሚ ስታይ ይባሃል እዩ ሃንየ❤️🥰💛
@genetgyohans3381
2 жыл бұрын
ፅሩያት ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም🥰🥰🥰🥰
@user-iy7jv8en5e
2 жыл бұрын
እኛስ ትግረኛ የማንችለው እንደት እንፋሀማችሁ ለምኑም አላህ ይጠብቃችሁ
@letshgeremariam9258
2 жыл бұрын
ኣነሰ በዙሕ ደሰ አይበለትንን ግን ይፈትወኩም አየ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@akezaberhe6216
2 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ኣሕዋትና በሓቂ ግንስ ናይ ራያ ምጥሪ ኣይንሓፍሪን ማለተይ እንታይ ዳኣሞ ማዓንኮረ ትብለኹምካ ታሓፍሩዶ ዘዕበየና ቛንቛ እዩ ተጋሩዋይ ኣነማ መቀለ ከይድስ አብ ግንባር ሱዋኣይ ሓፍተይ ምጥሪ እለዮማ በሳሓቅ ሞይቶም ክመፁ ከለው ጓል እዝ እንታይ እዩ ዝባሃል ይብልንማ እናሓፈሪኹ መቃመጫ ይብሎም ማዓንኮረ ምባል በጣዕም እየ ዛሕፍረን
@user-js9nf4uf9y
2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁
@hewangrma6836
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@mesitigray8554
2 жыл бұрын
😁😁😁😁😁😁😁
@jge7tye640
2 жыл бұрын
ሙጩዋተይይ ደስስ ባሃሊ😘😘😘❤❤❤
@khadijatunu2424
2 жыл бұрын
❤❤❤💗💗💗💗💗
@hbvkjn3396
2 жыл бұрын
💐💐💐💐
@user-tw9gq2ys8h
2 жыл бұрын
ወይለይ ወይለይ ናዓባ ማሜ ወዲ እንደርታ ኾይንኻ ጠስሚ ስታይ ይጠፍእካ አነ እንደርተይቲ ጓል ደርጋዓጀን እየ ደርጋዓጀን ዓደይ ኩሉ ነገርና ወጀራት ኢና ንመስል ላጋ መሕቖኒ ዓውሶ ኮዋ መዋህለሊ ርግኦ ኾርዶ መጋነይ ፃባ ላሕሚ ጠስሚ ስታይ ማይማዮ ኽዳና ጎጎና ጎጎ እንደርታና ብስሩማ ደቂ መቐለ ልእደርቶት አይትውኩሉይ ክክክክክ ናማነይ እየ ባህሊ ላዛ እንደርታና አፀቢቕና ንፈልጥ ደቂ ገጠር ኢና በተለይ ካብ ኲሓ ልላዕሊ ለለና ፀባ ፀገባት ኢና 😂💕🔴⚪🔴⚪
@user-nb5qo6su1x
2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኾራናታት ❤️❤️❤️💛💛
@gualaragure8784
2 жыл бұрын
ትርጉም ብደርጋዓጅን እንደርታ ጠስሚ ስታይ ማለት➡ ብጠስሚ ዝጠልቀየ ቦፌ ነፀላ ምጥሪ ➡ ናይ ጓል አንስተይቲ አቅሓ😁 ላጋ ➡ ዝተዋህለለ ፀባ መሕቆኒ ጎጎ ➡ ሕምባሻ አርዑት ➡ አብ ክሳድ አብዑር ዝግበር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ነይሩ ብዝኮነ ወጀራትን ደርጋዓጅንን ተመሳሰልቲ ኢና ብኩሉ ነገርና አነ ግን ንወጀሮቶት ፍሉይ ፍቅሪ አለኒ ክፈትዎኹም መዓት እየ ምስ አተኹ ኽከይድ እየ ካብኡ ምርቃኹም ይብፃሕ አቤት ቆሎ ክፈትው አቅኒእኹሙኒ ሽኮሪናታት ስድራ ❤
@malatkalayu8501
2 жыл бұрын
ትክክል ተማሳሰልቲ ኡና ንእሽተይ ላዛ ናይ ወጀራት ፍልይ ዝበል እምበር ኩሉ ነገር ሓደ እዩ ጓል ዓደይ❤💛
@user-gl4mt9ci5l
2 жыл бұрын
ትክክል ጓል ዓደይ ጓል ደርጋዓጀን ❤💛😘😘😘
@messikahsay3562
2 жыл бұрын
@@user-gl4mt9ci5l mtri tay malet eyu Enewww
@brtu7013
2 жыл бұрын
Reya saaba Enderet euko eyu zebhel beseu ewen kemsesel gedein eyu
@user-be5mb1xg9h
Жыл бұрын
ምጥሪ ኣቅሓ ኣይብሃልን ኣቅሓ ማለት ንብረት ማለት እዩ
@mihretdeyo7597
2 жыл бұрын
ለጋ መሕቆን ጎበዝ እዛ ሓፍተይ🇻🇳🙏🙏🙏
@user-vi1qf3lx3f
2 жыл бұрын
ፀለሎ እንድዩ ዝመስል ዶበለ ዙማሜ ሞይተ🤣😂 ምጥሪ ተምቤን ውሽጢ ከይትሰምዑ😂😂😂 ሶ ፍቅርኩም የብዝሐዮ ደቂ ሪመይ
@goitom5436
2 жыл бұрын
ጽሩያት ተጋሩ ❤
@sarhsa8406
2 жыл бұрын
ምቁራተይ ክንደይ ደስ ክትብሉ ኢኩም💘💘💘💘
@Mahimahi-jx1pt
2 жыл бұрын
ኣሜን ደቅ ዓበይቲ ደሞ ክፈትወኩም
@LOVEYOU-nz7vg
2 жыл бұрын
ፅሩያት ተጋሩ❤
@terigebre5010
2 жыл бұрын
Please do more of this. Nay raya desseyu libleni.
@tigrayadey141
2 жыл бұрын
ኣሰይ ዞም ደቅዓደይ ፅቡቃት ክፎትየኩም መዓት እየ❤
@4stargeneral542
2 жыл бұрын
Wawww you did good job
@Gigi-hi9ix
2 жыл бұрын
ደስ ክትቡሉ አሕዋት ማዓር ዘለኩም ግርማ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ
@eruskor7811
2 жыл бұрын
asey mukurat anes kfetwokum fkrukum ybarek habaybna
@user-uk1yy3kl3s
2 жыл бұрын
ሙቅራት ፍጥረት 💘💘💘💘
@romangebrehud6591
2 жыл бұрын
humumat begakum Tigrigan Tesarebu 🙏🙏💪💪💪💪💪💏💏💏💏👍
@user-ue4od8tx2b
2 жыл бұрын
ሙቁራት ፍጥረት❤❤❤❤💊💘💘
@user-ud9ti4um1j
2 жыл бұрын
❤️❤️❤️💛💛💛
@hebrawi7098
2 жыл бұрын
Also Let me tell you about difference of Mitrriy of Addis Ababa and Asmara as I was in both those places and know some
@Berkey13
2 жыл бұрын
I dont know if you are husband and wife but both of you looked awesome. Best of luck.
@netsanet7155
2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍😍 እዚ ማሜስ ንዓቢ ሓወይ ይመስል ቁርጽ ኢሉ 🤔😍
@berhewe6872
2 жыл бұрын
ምጥሪ፣ማለት፣ህምሲ፣እዩ፣
@awalawal8468
2 жыл бұрын
አንቱም ሙቁራት ♥️♥️♥️😊
@tgyfamabraha2258
2 жыл бұрын
Asey Asey Shikorat diki Tigray 💖
@user-ui6ss9ee8p
2 жыл бұрын
ዋይ ሞሲባ🤭😂😂😂😂
@happiiiiygu6517
2 жыл бұрын
🕋🕌💘⚘
@misses4353
2 жыл бұрын
LOL😂😁...Mame
@user-np5it3qr3s
2 жыл бұрын
Zfetwekum💛💛
@LamLam-ch6pm
2 жыл бұрын
ረመዳን ከርም ☝️☝️☝️🙏🙏🙏🙏😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍
@MT-jf3ie
2 жыл бұрын
ማሸአሏህ ስታምሩ
@weditgrayhalal3227
2 жыл бұрын
❤❤❤
@rahwaghre7518
2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰
@teweldemahari4518
2 жыл бұрын
ኣታ ኣበይ ዲኻ ዓቢኻ ኣርዑት ዝጠፍኣካ ጉዳም ትግራዋይ ተቓዊሱና ለማነኛውም ትግራኛ ኣይኮኑን
@user-jo7uy9id4b
2 жыл бұрын
ራያ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@galltigray4496
2 жыл бұрын
ምቁራተይ ደስ ክትብሉ😘😘😘
@teklekontal1485
2 жыл бұрын
ውይ ውይ ኣትዮ ሃሳስ ተጋሩ ማዕቢለን ሲ ምጥሪ ክብላ ጀሚረን።
@user-qh4ck2bj1q
2 жыл бұрын
ቓደማኹም ፅሩያት ደቂ ዓድና ጥዑማት ላዛ 😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹💐💐
@tigraiprivel9249
2 жыл бұрын
Aksum mesgid kisrah eniewo
@user-tr3lu2rb1u
2 жыл бұрын
ፀሎሎ እንድዩ ዝመስል😂😂😂😂አይ ማሜ
@mikialenguse9934
2 жыл бұрын
ንኹልኹም ኣመንቲ እስልምና ኣሕዋትና እንኳዕ ንምጅማር ጾመ ሮመዳን ብሰላም ኣብጻሓኩም ብሰላም ካኣ የፈጽምኩም ኣቕረብቲ እዚ መደብ ኣሕዋትና ድማ ጽቡቕ መደብ'ዩ ቀጽልሉ በቢከባብኡ ዝተፈላለየ ላህጃ ስለ ዘሎ ሽር ምግባር ዘይፍለጥ ላህጃታት ጽቡቕ'ዩ አምላኽ ሰላም የውርደልና።
@djjfjrnnr6004
2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይ🥰🥰🥰🥰❤️💛🥀🥀🥀🥀🥀
@user-qp1xk6zo9y
2 жыл бұрын
በርትዑ😘😘😘💛♥️💊🥀
@meleymeley9137
2 жыл бұрын
ዋው ወዲ ዓደይ
@alliasery2210
2 жыл бұрын
እሰይ ሙቁራት❤❤❤❤❤
@user-co5ex3jq2e
2 жыл бұрын
አቲ ምጥርኺ ይቆረፅ አያም በሊ 🥰
@yfyfmfhftu892
2 жыл бұрын
ሰላማት ከመይ
@ferwinhafetu4952
2 жыл бұрын
በርቱልኝ😁✌️♥️ዝፈትየኩም
@yoniyo8436
2 жыл бұрын
ፅቡቕ እዩ ገለ ኣይብልን ሓደ ሓደ ቃላት ኣስተኻኽሉ ኣብነት እንትን (ኽስታይ ፣ታይ ሽሙ፣) እንግዲህ(እምበኣርከስ፣እሞ) በነገራችን ላይ(ብዝኾነ) ኣብ በይንኹም ከይኮነስ ብፍላይ ወዲ መቐለ እየ ዝብል ኹሉ ዳርጋ ፍርቂ ኣምሓርኛ ሓዊሱ እዩ ዝዛረብ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ቋንቋኻ ዝመስልዎ የለን ላዛ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ክፈላለ ናይ ግድን እዩ ቃላት ግና ሓደ ዓይነት ናይ ትግርና ቃላት እዮም ።
@asfshussen9185
2 жыл бұрын
Dese setelu
@user-vd3md4wm6d
2 жыл бұрын
እዋይ እዙይ ከ እንታይ ይብሃል ደቀይ እረ ሕድጉ ተከታተልቲኩም አይተቀይሙ 🤔🤔
@user-ry6nt1lw9b
2 жыл бұрын
😍😘♥️
@minatarik2084
2 жыл бұрын
Shikornatat love you 😍
@user-tu4tw2pd5k
2 жыл бұрын
BzaEba emnetkum ba ngeruna . Video 📹 srhu Aflutna emnetkum . Mame Christian ✝️ koynu ysemeAni Hanan dma Muslim ☪️ eya . Ab mntay alekum hiji.
@user-lr3tx1ue3k
2 жыл бұрын
ደስ ክትቡሉ በእውነት
@user-dw2pe8wg5g
2 жыл бұрын
ባዕለገ ኢኻ ንምንታይ ብዕልግና እናትናገሩ ደስ ይብል ትብሊ እኒኺ።
@user-dr9bb1by8s
2 жыл бұрын
ሙቁራት💖
@mimitekulu7296
2 жыл бұрын
💖💖💖💖
@eyerusalemgaltigray643
2 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ❤💛♥️
@yabishawendecwhal9513
2 жыл бұрын
ክክክክክ
@azakmashoiiir3413
2 жыл бұрын
🙈🙈🙈🙈ኣታ ሓፊሪና ተምቤን ማዓኮር መቅመጫ እዩ ምጥሪ ድማ ናይ ደቅ አንስትዮ ማህፀን ይኡ ተምቤን ከይድኩም ከምዚ ተተውግዑ ብሳሓቅ ሽንቲ ንሸን ነውሪ እዩ ብተምቤን 😂🙈 ሶ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለለይ ፍቱዋተይ❤️💛❤️💛❤️💛
@user-ej8ep2lj4r
2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ዓደይ ዳሕና ዲኹም።ኣታዮ እስኻ ማ ወዲ መቐለ ኢኻ መስለኒ ብጣዕሚ ኢኻ ተስሕቐኒ።ደስ በሃሎ።
@zufan8097
2 жыл бұрын
ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ😘😘😘
@user-mx6wh2dh6e
2 жыл бұрын
😆😅😃😂
Пікірлер: 527