Gedam media- ገዳም ሚድያ
"gedam media "this is media and voice of the people
እዚ ገዳም ሚድያ ኣብ ዘርፍታት ቡዙሕ እንዳሳለጠት ዘላ ሚድያኹም እያ ገዛኹም።
🙏ኣብ ዙርያ ገዳማትን ኣብያተ ክር🙏ስቲያንን ዘሎ ፀጋን ፀገምን
🙏ኣብ ህዝበ ክርስቲያን ብወንጌልን ስብከትን ምዕማም
🙏ኣብ ክልልና ውሽጢ ንዘለው ዝተፀገሙ ወገናት ምብፃሕ
እዚኣቶም ካብቶም ብትብዓትን ብንቅሓትን ንሰርሖም ዓበይቲ ስራሕትና እዮም።
ጎይታ ኣላዒሉ ነዓና ንባረቱ እዚ ክንገብር ዝፈቀደልና ይኽበር ይመስገን።
📺 gedam media
☎️0914387899
facebook gedam media facebook.com/gedammedia
- 18:32
- 4 сағат бұрын
ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቤተክርስቲያን #ኣዘባ ሓገዝ ንብረት
- 16:19
- 7 сағат бұрын
ተጋዳላይ ገ/መድሂን ምሳይ ዝነበሩ የለዉን ኣነ ግን ንፈተና ቐርየ ካባይ ይምሓሮ ንዝተፈጠረ
- 25:24
- 9 сағат бұрын
3ተ ኣዉፊረዮም 2ተ ተሰዊኦም ብድሕሪኦም ገዛይ ፈሪሱ ኣብ በረኻ ከሪመ ሎሚ ገዛይ ኣቴ
- 20:14
- 12 сағат бұрын
ነዛ ገዳምና ሲ ወለድና ኣረኪበሙና ነይሮም ሕዚ ክትወድቀና ደልያ ታይ ንግበር
- 12:02
- 12 сағат бұрын
ወትሩ ናብ ቢሩ ክኣትው ኣብ በሪ ኽንድዙይ ሰብ ይጸንሓኒ ጎይታይ ንዚኤንን ካልኦትን ዝኾን እንጀራ ኣይትኽለኣኒ ድማ ናይ ወትሩ ጸሎተይ ኣዩ #axum
- 11:48
- 14 сағат бұрын
ምርያም ያረፈዳ ተንቤን ዓብዪ ዓዲ ቆሞስ ኣባ ቀለመወርቅ ካብ ሎስ ኣንጀለስ
- 14:58
- 14 сағат бұрын
ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ ይበሃል ግን ከቢድ እዩ ኣደታትና ረኣይዎን ኽንደይ ሞ ይጨንቀን ይኮን
- 9:47
- 16 сағат бұрын
ጽልምት ባ ኢሉና ንነብር ኣሎና ተስፋ ቆሪጽና ወላዲና ተሰዊኡ ኣዴና ድማ ብሰንኪ መስዋእቲ ወላዲና ኣእሙሮኣ ስሒታ
- 31:23
- 19 сағат бұрын
ን 20 ዓመት #ብሸንሸል ኣብ ጉድጋድ ተኣሲሩ ዘነበረ ቢንያም ሎሚ ተመስገን ክብሎ ንፍጣሪ ኩሉ ግዜ ዝብኢ ከይበልዓለይ ይሕልው ይሃድር
- 15:15
- 21 сағат бұрын
መስቀል ማለት እንታይ ማለት እዩ መድሓኒት ምኻኑ ኸ ኽንደየናይ ኢና ንፈልጥዕ
- 21:17
- 21 сағат бұрын
ተስፋ ነዳያን ጎይታ እዩ ሞ ተስፋ ንኹኖም ነቶም ዝወደቑ እታ ዝኸበረት ኣገልግሎት
- 12:02
- Күн бұрын
#መስቀል ከም ሰብና ከንብዕል ኢና
- 20:26
- Күн бұрын
ኣስራት ቦክራት ቀዳምያት ንመን ታይ ማለት ክ እዩ
- 11:26
- Күн бұрын
ደቀይ ግዲ ከዕብዮም እየ ተስፋ ቖሪጸ ነይረ
- 18:55
- Күн бұрын
ኣብ ከተማ ፋጺ ወረዳ ጉሎምኸዳ
- 19:49
- Күн бұрын
ሰብኣይን ሰበይትን ብበዝሒ ማይ ገዛ ፈሪሱ ጸቒጥዎም 7ተ ቖሉዑ ገዲፎም ሞይቶም ተጋዳላይ ንዕርፍቲ ኢሉ ምስ መጸ ተይተመለሰ ከምዙይ ኢሉ ተሪፉ
- 25:12
- 14 күн бұрын
ወላዲትና #ዓቢዳ ቆልዑ ኮይና መን ይናድየና #ቀርሰበር ዓዲግራት ብጥምየት ክንረጝፍ ኢልና
- 5:33
- 14 күн бұрын
ተመዛቢልና ቤት ትምህርትናሓዲግና ዝመፃና ኢና ሞ ኣምህሩና🙏
- 19:48
- 14 күн бұрын
እዞም ህጻዉንቲ ወልድና የለዉን መቐመጢ ገዛ ዉን ስኢና'''''''2ተ ደቅና ተሰዊኦም ኣነ ወላዲኦም...
- 9:18
- 14 күн бұрын
ሓፍተይ ጉድእቲ ኣካል ትምሕርቲ ትዝመሓር ዶ ኮን ካብ ዘለኽዎ ጭንቀት ነጻ ንወጻእኩ ይነብር
- 14:40
- 14 күн бұрын
Пікірлер