Rufta Lbey
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!እንቃዕ ብሰላም ናብ መንፈሳዊ ቻነል ሩፍታ ልበይ መጻእኩም።
ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ቻነል ድማ፤ ነታ ብደም እቲ ርእሰ-እብነ መኣዝን ዝኾነ ክርስቶስ ተመስሪታ፥ ብሃዋርያት ተሰቢኻ፥ ብደም ቅዱሳን ሰማዕታት ጸኒዓ ብሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ኣቦታትና ዝተረከብናያ ቅድስት ሃይማኖት፥ ሕጋን ስርዓታን ብምሕላው፥ ምንም ነገር ከየጕደለት ብዝግባእ፤ ንኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን፥ መንፈሳዊ በረኸትን ትምህርትን ንምትሕልላፍ ኢዩ።
"ብመዝሙርን ብቅኔን ብመንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተዛራረቡ ንጎይታ ብልብኩም እናዜምኩምን፡ እናዘመርኩምን ከኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦና ስለ ኩሉ ነገር ብስም ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ሳዕ ኣመስግንዎ"። ኤፎ 5፥19-20
ንዕብየትና ዝኾውን ርእይቶ ምስ ነቀፌታ ክትጽሕፉልና ብትሕትና ንሓትት።
ነቲ ሓጥያትና ጸይሩ፡ክንወድቅ እናልዓለ፡ክንጉብጥ እንቅነዐ ዝጋስየና ልዑል እግዚኣብሔር ናይ ኣምልኾ ምስጋና ይብጽሓዮ።
ነታ ዘይጽወር ዝጸረት፡ምኽንያት ድሕነትና ዝኾነት ድንግል ማርያም ናይ ጸጋ ምስጋና ይብጽሓያ።
እዚ መንፈስ ቅዱሳዊ ዕላማ ዕዉት ንምዃን ድማ፥ ናይ ልዑል እግዚኣብሔር ረድኤት፥ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነትን ናይ ቅዱሳን ጸሎትን በረኸትን ኣይፈለየና። ኣሜን
Email- Kibrom.debesay24@gmail
Tele- 0041762503069
- 15:01
- 10 ай бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"መደብ መልሲ ንሕቶታኩም"
- 10:22
- 10 ай бұрын
#ruftalbey#Orthodoxs Tewahdo"ደራዚ ንብዓተይ"
- 14:10
- 10 ай бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo(ንህዝበይ ኣጸናንዑ ) ት.ኢሳ፥40፥1
- 14:22
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"መደብ መልሲ ንሕቶታትኩም"
- 19:01
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ዛንታ ሕማማተ መስቀል"2ይ ክፋል
- 14:19
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ዛንታ ሕማማተ መስቀል"1ይ ክፋል
- 13:15
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodox Tewahdo"ወጋሕታ"5ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ሓቀኛ ዛንታ
- 14:00
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Ortodoxs Tewahdo"ወጋሕታ"4ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ
- 15:50
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ወጋሕታ"3ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ
- 15:30
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ወጋሕታ"2ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ
- 11:50
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ወጋሕታ"1ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ
- 16:40
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ማንታ ልቢ"2ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ ልዋም
- 18:02
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ማንታ ልቢ"1ይ ክፋል ሓቀኛ ዛንታ ልዋም
- 10:34
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ጾም ንመን ይምልከት፧"
- 17:02
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"መደብ መልሲ ንሕቶታትኩም"
- 16:51
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Othodoxs Tewahdo"ኣብ እምነትኩም ጽንዑ"
- 14:17
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ጾም መድኃኒት እዩ"
- 11:26
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"መደብ መልሲ ንሕቶታትኩም"
- 8:35
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewhado "ኣሰር እምነቶም ስዓቡ"ዕብ 13፥7
- 11:53
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"መደብ መልሲ ንሕቶታኩም"
- 7:47
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ኣክሱም ሕዳር ጽዮን"
- 10:07
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ሰይፈ ሥላሴ ዘሰኑይ"
- 8:40
- Жыл бұрын
#RuftaLbey#Orthodoxs Tewahdo"ስቅ ኣይክብልን እየ"
- 9:07
- Жыл бұрын
Пікірлер