KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
No video
Күн бұрын
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
Рет қаралды
12,051
Gedam media- ገዳም ሚድያ
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 121
@user-bk4sl2fz8z
2 ай бұрын
_ኦ መድሃኒት ኩሉ ዓለም ኣቦና ምሕረት ኣውርዶሎም 😢😢😢_
@hiwotkidanu7662
2 ай бұрын
ኦ ኣምላከይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምተና ነዞም መናእሰይ ምሕረት ላኣከሎም ።ንወሃብቲ መድሃኒኣለም ኣብዚሑ ይሃብኩም ።
@Wedibri1
2 ай бұрын
ኣቱም ወፊርኩም ተኣትዉ ኣታዊኹም ክብርክት ካብ እግዝኣቢሄር ሓስቢ ክትረኽቡስ ዓቕምኹም ሓግዙ .ኢወ ሃየ ንጽድቂ ንጓየ ዞም የሕዋተይ ነዛ ቻነል ድማ ነዕብያ 🇻🇳🇪🇷
@user-jd8wn9lh3d
29 күн бұрын
ኣምላኽ ፈዉሰ ምሕረት የዉርደልኹም ኣሕዋተይ ኣዴይ መዓረይ ብርሃን ዓይነን ይመልሰለን ብዝወፀ ይተክኣልኹም🙏
@hanayemaryam12
2 ай бұрын
እዙ ፀገማት ሕብረተሰብና ቃላት ስኢነሉ 😢😢😢😢💔💔💔💔
@Vcinlv23
2 ай бұрын
💔💔💔💔😭😭
@yordanosgoitom7553
2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ክሕዙኑኻ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🇪🇷🇪🇷🥰
@user-pi7oy7hi4z
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርድ ፀበል ከይተቃሩፁ በሎም ፀሎት እውን ማማ ውን ቅዱስ ቁሩባን ይቀበላ እመ ብርሃን ኣደይ ዛርህርህቲ ኣዶ ዝለመንካያ ዘይትከልእ ፍውስ ተብሎም እያ መምህረይ😢
@user-lm8pk9um9c
2 ай бұрын
ፀጋሸይ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር 🤲ሰብ ኡሉ እለካ ስራሕካ እይ ተቃሩፅ
@user-me4uq7oc6b
2 ай бұрын
ሕዋተይ ምሕረት የዉርደልኩም😢ኦ አምላክ ኩሉ ይካእለካ ዩ
@kdstiKidu-bu7qt
2 ай бұрын
ክንደይ ከ ከብድካ ይበልዑ ትልውሃቶም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ታኣምራቱ ቡዙሕ እዩ እሞ ኣእምሮኩም ይክፈተልኩም ✝️🤲💞
@Serafuael6666
2 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርድ ነደና ምስ ደቀን መም/ ጸጋይ ድማ ኣምላክ ዓስብካ ይሃብካ
@Tigistmicheal-zm2dl
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይማራቸው እባክህ ከነ እናታቸው አብሮ ጸበል ይህዱ ምክንያቱም የቤተሰብ ዛር ነው እንደዚ ያደረጋቸው 😢😢😢
@smerhsoso7490
2 ай бұрын
ኣይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከሎም ማጨለት ይታሓፀቡ ካሓውዩ እዮም እግዚኣብሔር ኣምላክና ፈዋሲ እዩ እሞ ይፈውሶም😢
@user-ol6gh2ps8c
2 ай бұрын
ፈጣር ምሕረት የውርደልኩም ነቶም ሰናይ ትገብሩ ድማ ኣምላኽ ይባርኽኩም ክትህቡ ንበሩ❤❤❤
@MeleySemere
2 ай бұрын
Uffff 😢yhwatey mareyy mhret yewurudelukumu fexari 🙏
@hfgsdfhdhh9922
18 күн бұрын
እግዚአቢሄር ምሕረቱ የውርደልኩም ህዝበይ ፈጣሪ ማሐረልና ህዝብና ሐደራ አሕዋተይ እዚ ትገብሩዎ ዘለኩም ፈጣሪ ይሐልኩም ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም
@user-wv3cz1tf1m
2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልክም አህዋተይይ
@user-eo2nd5gr4h
2 ай бұрын
ኣምላከይ ምሕረትካ ላኣከና
@user-xy4oq6om1t
2 ай бұрын
ሰላም ፀጋይ ሓወይ ትኩሉ ትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የክብረና ፍቃድ ኣምላኽ ይኩን እና ደብረ ፀራብይ ውስድዎም በጃኩም ክምሓሩ እዮም💙😢🙏
@bestebeste5137
2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏😥😥
@user-ts4uj5jq7v
14 күн бұрын
😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@abrehettesfay1799
2 ай бұрын
😢😢😢😢ufff😢😢😢
@fiyoridesale5019
2 ай бұрын
Amlak mhretu ylakelkum zomyhwatey
@tigistihaile9318
2 ай бұрын
ብስም ክርስቾስ ድግምቲ አጋንንቲ ስራህ ይፍረስ። መድሐኒት ነዚ ቤተሰብ ይምጻእ።
@user-mq3up5pm2p
2 ай бұрын
ንኣሕዋተይ ምሕረት የዉርደልኩም ንዋሃብቲ ብልወፀ ይተክአልኩም❤❤❤❤
@rhfdhgj696
2 ай бұрын
አብ ፅበል አብ እንዳ ኪደና ምሕረት ዓድስ አበብስ ከየሸም ይከውን እዩ እም ብዘለና ክንሕክዞም እና አምላክ ምሕረት የውርደልክም
@user-kq3zd4dh6m
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ 😢
@fotofoto378
2 ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ብምሕረቱ ይገብንይኹም 🙏🙏🙏
@user-gr6sp4et9v
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቴ የዉርደልኩም ከብድኻ ይበልዑኻ ሐመድ ትብለዐኒ 😢😢😢 ብልወጸ ይትከኣልኩም ክቡራት ኣሕዋትና❤
@hareyahareya6870
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይምሓርኩም ይፈዉስኩም አሕዋተይይ😢😢😢
@amelworkdesta4601
2 ай бұрын
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ🙏 አዶ ዘይትኽሎ የብላን ብዚ ከአ ተወሳኺ ኹናት ጥምየት😢 አደዋ ሰማእቷ ቅድስት አርሴማ ብዘንባባአ ትዳብሰለን🙏 እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ 🙏
@Abrhet_tube19
2 ай бұрын
እፍፍፍ ዋይ አሕዋተይ መላምል መናእሰይ ከምዙይ ክቡሉ ብጣዕሚ የሕዝኑካ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም😢
@rahwanebu1359
2 ай бұрын
Uaye. Ahwatey. Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ✝️😢😢😢😢🙏🌿❤️
@comceill6635
2 ай бұрын
Egeziabher meherete yeweredelkume 🙏💔 adewaya Egeziabher alo
@user-sj2jo3iv9q
2 ай бұрын
እዚኦም ዕቡዳት ኣይኮኑን ከድሕኑ እዮም
@user-yl2zv3gv3z
2 ай бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ ቤተሰብ ሙሉእ መሕዘኒ ኣቤት ንሕና ውን ርእሰና እንተሕሚምና ነማርር እግዛብሄር ምሕረቱ የወርደልኩም ኣቱም ዝሓተቱኩምዎም ሰባት ድማ ናይ ቤተሰብ ዛር ወይድማ ናይሰብ ክከውን ይክእል እዩ ሰለዚ እቲ ገዛውን ፀበል ይገበረሉ ኩሎም ደማ ናብ ፀበል ኮይዶም ክሕፀቡ ቀለብ ክትሕግዝዎም ሓበሬታ ክህበኩም ይደሊ አሕዋተይ፡፡
@user-nk8yc4lw8c
2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርዶሎም
@HfrrRw3
2 ай бұрын
😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@user-kp1ms5wr8g
2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደሎም ወንቅሸት ገብሪኤ ይምሓርኩም ደኺመ አይትበሉ ወንቅሸት ገብሪኤል ውሰድወን ከባቢ ባሃርዳር ኣካባቢ ክሓውዩ ኢዮም
@user-eb5vz3yd9p
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@binyam1578
2 ай бұрын
እዋይ ፉቁራት ስድራ 😢በጃኩም ማይጸሎት ከየቃርጹ መምህረይ 💒🕊🔔🌻
@MK-rg1og
2 ай бұрын
ብእምነት ምሕጻብ የድሊ ኣደና ሕጂ ውን ኣብ ገዳማት ውሰዱዎም ክፍሶም ዩ እግዚአብሔር
@user-gh8mx3hk7g
2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ababdhd6486
2 ай бұрын
ብጣዕሚ እዪ ከቢድ እግዚኣቢሄር ምሕረት ይስደደልኩም😢
@missg7480
2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይስደደልኩም ኣሕዋተይ ኣጀኹም. እግዚኣብሄር ዝስኣኖ ነገር የለን
@gjch7639
18 күн бұрын
😢😢😢
@trhasberhe1818
2 ай бұрын
😭😭😭
@mebrhitfutsum7997
2 ай бұрын
ኦ አምላክ ኣቦይ ምሕረት ይልኣኸሎም
@hiwet817
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@ngsitweldebrhan7845
Ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም
@saiful_rana5075
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@asantiisaliya9996
14 күн бұрын
ኣይይይ በይዛኩም እስኪ አምላክ ምሕረት ይኣዝዘልኹም ኣሕዋተይ😢👏💞
@mekdiyoutube
2 ай бұрын
ሰላም ፀጋይ ሓወይ ናብ ቀሺ ኪዳኑ ዝበሃሉ ኣብ ቅዱስ ሩፋኤል ወረዳ ሕንጣሎ ኣለው ሞ ናብኡ ይኽዱ ብዙሕ ሰብ ይመሓር ስለ ዘሎ 😢
@swswiy9610
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ብምሕረት ብበረከትን ይገብኒኩም 😢 ኣሕዋተይ
@user-lm8pk9um9c
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@user-oq8qo7gc5b
2 ай бұрын
Btam eyu zhzn wo medhanalem wo kdane mhret 😢😢😢😢wo medhanalem wo 44tabot ykealekumu😢😢😢🤲🤲🤲🤲💔💔💔😢💔💔💔😭😭😭😭
@AmAh-fo3mi
2 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት ይውርድልክም ኣሕዋተይ
@SadSad-oo9vv
Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይላኣኾሉኹም ኣሕዋተይ
@M2Meriem
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢ya Allah 😢😢😢😢😢 Do you know what I have to big respect ❤❤❤ Thankyou ❤❤my brother's & sister's ❤❤😢😢🎉🎉🎉 Tomorrow another day ❤❤❤
@selamyamenemh1100
2 ай бұрын
ኣይይይይ❤❤😢😢😢😢
@user-st1hf3xt7q
2 ай бұрын
😢😢😢😢❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️
@Serafuael6666
2 ай бұрын
Danke auch genet
@user-ec6is7uu4y
2 ай бұрын
ፀገማት ሕብረተሰብና ቃላት ስኢንሉ😢😢😢😢
@hfgsdfhdhh9922
18 күн бұрын
ሰናይ ትገብሩ ዘለኩም ጌታ ይሐጉዝኩም አምላክ ሂቡኩም
@Edengirmay291
2 ай бұрын
Mehret yewrd fetari 🙏❤❤❤❤
@ahmadk4740
2 ай бұрын
በስመሥላሴ
@WintaGrmay
2 ай бұрын
Uff❤
@user-hb1vb8qm4q
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም 🙏😥
@user-lj6yg8xb2s
Ай бұрын
😢😢😢😢
@rhfdhgj696
2 ай бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደልክም አሕዋተይ ማዓረይ
@user-fe9wn4nr2d
2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልአከሎም🙏😢😢
@user-sj2jo3iv9q
2 ай бұрын
መ/ም ፀጋይ በጃኻ ናይስነልቦና ደክቶር እንተረኺቦም ከዋውዩ አዮም ሕሰም ናብራ እወን እዩ ከቢዶዎም ከድሕኑ እዮም
@SjvsjgxjcsSkvabvelvs
2 ай бұрын
ሞሕረት የውርደሎም ንኩለኩም ዞም ኣሓተይ😢
@mantebiru4496
2 ай бұрын
Egziabhar ymharkum
@user-fc7gj9su7q
2 ай бұрын
Mhiret yewurdelkum liul Fetari
@genigeni452
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ🤲😪
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
2 ай бұрын
መምህረይ ተክኢልካ ራያ ሕንጣሎ ወጀራት እንዳ ሩፋኤል ቀሺ ኪዳኑ ዘለውዎ ማይ ፀሎት አኪብካ ውሰዶም ዘሓወይ አብኡ ክማሓሩ እዮም ኢለ ተስፋ ይገብር😢😢😢😢❤❤
@user-lm8pk9um9c
2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣሕዋተይ ምሕረት የውረደልኩም😢
@godislove8937
2 ай бұрын
ከብድኻ ይበልዑ አምላክ ይፈውስኹም ማማየ! አይ ፈተና
@medhinabadi6004
2 ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ላኣከሎም😢😢😢🙏🙏
@shewitmengstab8727
2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ ኡፍፍፍፍፍ
@ghebrehimettesfay3308
2 ай бұрын
Mhret yewrdelkum
@demozdrar7933
2 ай бұрын
Mhiret yewurdelkum kburat yewat
@merryorthodox2813
2 ай бұрын
ናብ ንቡር ጥዕናኹም ይመልሰኩም ኣሕዋተይ
@user-de3zb3en5e
2 ай бұрын
ግን ኣሲርካ ዎላ ማይ ፆሎት ተትከዱ ኾነ ኢሉ ፀላኢ ሰናይ እዩ ዝፃወቶም ዘሎ 😢😢😢 ኣምላክ ካብቲ ተኣሲርክምዎ ዘለኩም ይፍታሕኩም ንኡሳተይ😢
@Geeztube21
2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም❤😢
@user-ee9nc9fh5x
2 ай бұрын
Ezgiabher amlak mhret yewrdelkum ❤❤🎉🎉
@LetushGeremariam
2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Mizan-tn6ch
2 ай бұрын
Mhret yhabkum
@abraajabraaj6004
2 ай бұрын
አምላክ ክምህሮምእዩ ፀበል አጥምቅመውም ደጃኩም
@HomeQatar-kb2hq
2 ай бұрын
Goyta ayseanekay emo mhret awurdolom 😢
@SamSam-hv7yj
2 ай бұрын
😢😢😢እግዚአብሄር ይማራቸው
@freweyni-jk3yi
2 ай бұрын
Egzabher mhert yewerdelkom😢😢😢😢😢😢😢😢
@Roo-ej5xz
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@mbbmbbb7519
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@terhashailesalase8443
2 ай бұрын
Egzabhar ymharkem😢😢😢
@rhimhatun7211
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@user-lm8pk9um9c
2 ай бұрын
ዋይ ኣዳ ተረኩባ😢
@user-oq8qo7gc5b
2 ай бұрын
Ahwatey swaa endaatenaa btelot nhagzom serhom Adom knabyu nska ewun edme yhabka
@user-px1ux4ow5e
2 ай бұрын
😥😥😥😥😥😥😥
Пікірлер: 121