KZ
item
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Кіру
Тіркелу
Кіру
Тіркелу
Негізгі бет
Трендинг
Журнал
Ұнаған бейнелер
Ең жақсы KZitem
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Негізгі бет
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
No video
2 жыл бұрын
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
Рет қаралды
62,596
Mame & Hanan
1
1
Жүктеу
Пікірлер: 569
@komaistekle4512
2 жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ግን ሃይማኖት ንስብአይ አልካ ምቅያር ብጣአሚ አዩ ዘሐዝን 🥲🥲🥲😭😭ካብ ክርስቶስ ዝዓቢ የለን አና አግዚአብሔር አብ ሃይማኖትና የፅነአና አሜን 🤲
@smerhsoso7490
2 жыл бұрын
ባሓቂ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣብታ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
@user-sc3ld4cf8b
2 жыл бұрын
እግዚኦ ተዘከረነ ክርስትያን ድያ ነይራ💔💔😢😢
@komaistekle4512
2 жыл бұрын
@@user-sc3ld4cf8b አወ
@deqeyalemey5087
2 жыл бұрын
She is in the right path alhamdulilah Allah is a creator one and the only one !!
@habenamine8388
2 жыл бұрын
Amen🙌💯✅🙏🙏🙏
@titisabawit3510
2 жыл бұрын
ኣቤት ቁንጅናኪ ግን ማርያም ሰሪሓትኪ እያ።ግን ማርያም ምእማን ገዲፍክዮ😢😢
@js2974
2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ሃኒ ግን ንምንታይ ሃይማኖትኺ ክሕድኪ ንሕና እኮ ናበርቲ አይኮንናይ አምላክ ናብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖትኺ ይመልስኺ 🙏🙏🙏
@user-zt6no6xr8g
2 жыл бұрын
ብሓቂ
@user-vf6io8ws5g
2 жыл бұрын
ሰላም አምላክ ምሳኪ ይኩን ህያበይ ይቅርታ በስመአብ ክርስትያን ድያ ነይራ🥺🥺🥺😢
@user-ww1sf8dl1c
2 жыл бұрын
@@user-vf6io8ws5g እወ😔
@user-tc3sv7jt8j
2 жыл бұрын
ብሓቂ
@user-tk8cu5yt5n
2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባመይ ኣሜን 😥
@XxxXxx-gm6gc
2 жыл бұрын
መጀማርታ ሰላም እና ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቅራተይ ሃይማኖትካ ብምድራዊ ፍቅሪ ኣይትቀይር እቱምንታይስ ምድሪዊ ፍቅሪ ሓላፊ እዩ ሰማያዊ ፍቅሪ ግን ልዘላእለም እዩ እንታይ ክብለካ ደልየ እየ ዛሓወይ መዳሃንና ኢየሱስ ክርስቶ ዘቡሉ ፍቅሪ ኮንቱ እዩ እና ላብታ ዝነበርካያ ትክክለኛ ሃይማኖት ተመለስልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብካ ይክፈተልካ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክቡር ሓወይ ምስ ሰናይ የቅርታ🙏💒ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሙነየልኩም💖💙
@user-ys3rw9mg1j
2 жыл бұрын
ብርግፅ ፍቅሪ ፅቡቅ እንድዩ እና ሓፍተይ ናተይ ሃይማኖት ዘይብሉ ፍቅሪ እንታይ ክገብረልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብኪ ይመልስኪ ክርስቶስ ሓዲግካ ሂወት የለን አሕዋተይ
@user-vp3mx7gq6v
2 жыл бұрын
ክርስትያን ድያ ነይሩ?
@user-zt6no6xr8g
2 жыл бұрын
ብሓቂ
@jdjdj4j991
2 жыл бұрын
ብሓቂ ክብረተይ ካብ ናይ ክርሴቶስ ፍቅሪ ካብ ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያም ካበ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ዝፍለ ክሳደይ ንኻራ ተትኸውን ይመርፅ።እና ክብርቲ ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ነገር ክተፅንዕዮን ክተፍቅርዮን ዝግበኣኪ ናይ ጎይታና ኣምላክናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣብ ልብኺ ትፅሕፍዮ ይግበኣኪ ነይሩ እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናኺ ኸፊቱ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትኺ ክትምለሲ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን🙏🙏🙏🙏
@user-ys3rw9mg1j
2 жыл бұрын
@@user-vp3mx7gq6v እወ ክርስትያን እያ ነይራ
@user-ys3rw9mg1j
2 жыл бұрын
@@jdjdj4j991 ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን
@makilove6390
3 ай бұрын
ብጣዕሚ የሐዝን የሐዝን ናይዚ ዓለም ነገር ሓላፊ እዩ እቲ ዘይሓልፍግን ናይሰማይ ናይዘልኣለም ሂወት እዩ ኣምላኽ ኪሒድኪ ናበይ ኢኺ ትኣቲ ግደፊ ልጊዛዊ ክትብሊ ንዘልኣለም ትጠፍኢ ለኺ ኣቲ ሰብ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ
@galweyenti20adi16
2 жыл бұрын
ደስስስ ዝብል አጋጣም እዩ ምቅራተይ $H&m💞ፍቅሩኩም ንዘልአለም ይንበር አይፈላልይኩም ድቅ ሓላል መሬት💛❤💋 ካልአይ ክፋል ቀፅሉ💖💖💖💖
@user-zt6no6xr8g
2 жыл бұрын
ድወድ ብልኺ ቀጥተኛዋ ሃይማኖቲኺ ቃይርኺ አይይይ ልቢ ይሃብኺ ዳሕናለ ካዚ ይሰውረና መድህንያለም
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ ደምሪኝ❤
@milashmilash3881
2 жыл бұрын
ምስ ዘይመስልኩም ኣይትፃመዱ ይብለና ቅዱስ ቃሉ ንሓላፊ ስጋዊ ፍቅሪ ክትብልስ ሃይማኖትኪ ትቅይር አምለክ ልቦናኪ ይቀይረልኪ ሐዚ ኣይፍለጥክን ግን ስጋዊ ፍቅሪ ግን ካባኪ እንማሃሮ እንተሃለየና ከማኪ ናብ ዘይመሱሉና ከይንፃመድ ግን መምሃሪና እዩ ሰጋዊ ፍቅሪ ዶ ይዓቢ ዘላኣለማዊ ሃይማኖት ወይ እምነት ርእስኪ ፈትሺ ስምዕትኪ ምቁፅፃር ምሓሸኪ ምክንያት ዓብይ ነገር ተጥፊኢ ስለ ዘለኪ ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
@a.g751
2 жыл бұрын
ትክክል መዓረይ🥰
@user-zt6no6xr8g
2 жыл бұрын
ትክክክል ልቢ ይሃበና
@user-wh6di9kd7w
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ የሕዝነኩ
@smerhsoso7490
2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ
@sarayoutube4678
2 жыл бұрын
ትክክል ዝሃፍተይ ግና ን እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና ዘይምፍላጣ እዩ እንተትፈልጦ ነይራ ብፍቅሪ ጎይታና እምነታ ኣይምቀየረትን ነይራ ግና ሓደ መዓልቲ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትፈልጦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
@user-zq1kp6id4n
2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ፍቅረኩም ይብዛሕ አሕዋተይ ናይ ፍቅረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ😊
@abdelhafizhagos1193
2 жыл бұрын
ማሻኣላህ ረቢ ይሕፈዝካ ሓወይ ሓዊኩም ካብ ኤርትራ ኣላህ ይሕፈዘክም
@user-ti1qy7gk1q
Жыл бұрын
ታዩ ምሕፋዝ ከ ትርጉም ባ
@HyatEbrahem-jb7ji
2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂@@user-ti1qy7gk1q
@user-lt2fx6vs5r
2 күн бұрын
@user-ti1q😂😂😂😂😂😂😂y7gk1q
@monaliza3951
2 жыл бұрын
ሓደ ግዜ ደስ ዝበለና ሕቶታት ክንሓተኩም መደብ ግበሩ ሙቁራት❤❤💋💋
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ❤🎉
@user-vh2bc2sm7q
2 жыл бұрын
ዝፈትወኩም ማሜዋይ&ሃኒዋይ♥♥♥♥እና ኣነለ ሓደ እኒኦ ቆልዓ ዝፎትየኒ ዝፍትዮ የኮነይ ብኣካል ረኪበዮስ ዋላ ቴክስት ተገይሩለይ ልበይ እያ ሓሸው💔💔 ትብልዋ እስቲ የጣምርኩም በሉና♥♥♥
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤
@user-rn7kr5qe8x
2 жыл бұрын
ሙቁራተይ ደስ እኮ ትብሉ ሓባይብ ቀፅልሉ ደቅኖዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፁሩያት ናትና💘💘💘💘💘💋💋💋💕💕💕💓💓💓💓💓💓
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
ልምንታይ ልፍቅሪ ሰብ ኢልኪ ፍቅሪ ክርስቶስ ትገድፊ ማራ ማራ ማራ ኢኪ ተሕዝኒ ማዓረይ ኣቱም ኮሞንቲ ትፅሕፍ ኣይተረድእዋይ ዲኩም 😢😢😢😓😓😓
@ggffbvdf3176
2 жыл бұрын
Meniom diyom kirstyan neyrom
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@ggffbvdf3176 ዛጋል እኒኣ ክርስትያን ነይራ እሱ ስብኣያ ኣስላማይ እዩ ደሓር ሃይማኖታ ገዲፋ ላብኡ ከይዳ ዋይ ኣነ ይይ ኣምላክ ይቅር ይበለልና💔💔💔
@ggffbvdf3176
2 жыл бұрын
@@user-wt4hp3ln5m kifelt delye enber ane iwin Muslim eye gal adey Ena karna eytihzeni Muslim ewin haymanot mukanu filiti
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@ggffbvdf3176 ይሓዝንይ ፈረቃይ እምበር ካብ ክርስትያን ምውፃእ ማለት ኮ ከም ካብ ባሕሪ ዝወፀ ዓሳ እዩ እዋይ እስኪ ለ ዲኪ ከምኡ ሓዲገ እምበኣር
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@ggffbvdf3176 ብዝተረፈ ፀገም የብሉን ዝያዳይ💓💐 ልኣምላክ ንሕደጎ ባዕሉ ኣሎ ፈጣሪ
@user-ji2oq3dx3x
2 жыл бұрын
ናይ ክልቲኦኩም ሃይማኖት ሓደ ድዩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@aliisaed7684
2 жыл бұрын
ኣይኮነን ንሳ ክርስትያን እያ ክሒዳ እበር ✝️😭😭😭😭😭😭😭😭😭☝️
@user-hb2lt8yv7r
20 күн бұрын
😭😭😭😭@@aliisaed7684
@abebachanal1036
2 жыл бұрын
ደስ በሃልቲ ምቁራተይ🤩🤩🤩ብሓቂ ክልተኩም ሓቀኛ ፍቅሪ እኩም አፍቅርኩም ሃኒ ደሞ ሰውነትኪ ማይ ፍስስ እንተይሉ እማ በቃ ኣፍቅርክዮ ነይርኪ😃
@user-ww1sf8dl1c
2 жыл бұрын
ዋይ ከሙኡዱዩ ዝገብር😄😄😄
@user-eu2ek1ff1e
2 жыл бұрын
ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅልሉ ሓበይቢ
@user-js7ib8yw6b
2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይቢይ💓😘👌
@temesgenamlakyetemesgenaml7164
2 жыл бұрын
ዓይንኪ ኩሉ ነገርኪ ደስ ክትብልኒ ማዓት ኢኪ ፍቅርኩ ይፅናዕ
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ❤❤
@sarasaara3454
2 жыл бұрын
ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፅሩያተይ💛⭐️❤️🤗🤗🤗
@uity7900
2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ አምላክ
@messimessi7100
2 жыл бұрын
2 ንፅበኢና ብቅልጡፍ ምፁና ሙቁራት ፍትጠረት ንፎትየኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fyorigaltigray8279
2 жыл бұрын
ሙቁራትን ሓላላትን ኣይትጥፉኡ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ምፁና ኣይትጥፉኡ 💊💊💊💊❤❤💛💛💛
@hiluhilena7412
2 жыл бұрын
በጣም እኮ ነው ምታምሩት ማሜ አፈስካት ይችን የመሰለች ውብ 🤩🥰😘
@user-gz1gt6no2y
2 жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ተካታትልቲ ተገዳስነት እንተ ሃልይኪ ንምንታይ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ? መልስልና ሃይማኖት ምቅያር ማልት ክሕደት ጥራሕ እዩ ::እዚ ክትገብሪ ዘገደድኪ ምክንያት ብደንቢ ገይርኪ ክተረድኢና ብትሕትና ናሕተኪ 🙏እንተዘይ ተጋግያ ስብ ቡዙሕ ሕቶ ጽሒፎ አሎ ማዓረይ
@brhanbrhan7358
2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዎታይ ምዓሪይ
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ🎉🎉
@liliqueen6887
2 жыл бұрын
ዉለዱ ሰስኑ ተጋሩዋይ😍❤️🥰
@user-vg6ho9os2e
2 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ ኢኹም ግን እቲ ቅኑዕ ሃይማኖትኪ ኪሒድኪ ምስ ዘይ ኣማኒ ምኳንኪ ደስ ኣይብልን ምክንያቱ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትኪ ክተቀድሚ ይግባእ ንስኪ ናብቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ክተምፅእዮ እምበር ንስኺ ክትኽሕዲ ኣይምነበረክን ሐዚ ውን ናብ ልብኺ ይምለስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ🍃🌻
@jge7tye640
2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይይ❤❤❤💘💘💘🙏🙏
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ❤❤❤
@user-ud9ti4um1j
2 жыл бұрын
ሙቁራተይ ፊቕርኹም የብዛሓዮ ሓላላተይይይይ❤️💛❤️💛❤️💛
@kuofrt8773
2 жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣብ ሓዳር እውን ቀፅሉ ካዓ ደግምኩም ዊለዱ❤❤❤❤
@user-ld2rw5cc3t
2 жыл бұрын
ማሻ ኣላህ ኣላህ ይጠብቅቹ ኣይለያቹ ዉዶችየ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ ደምሪኝ
@reir2557
2 жыл бұрын
ዋውውውው ደስስስ ክትብሉ ማዓት ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ እና ወሊድኩም ዶ ገና ኢኩም
@user-gc1zk5uf2n
Жыл бұрын
ወሊዶም
@user-or9nf1dz9c
2 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ምቁራተይ❤ እሺ ብፍቃድኹም ሕተቱ ሰለ ዝበልኹም የቀኒየልና እሺ አነ ንሃኒ እየ ሕቶይ 1)) ቃደም ክርስትያነይቲ ኢኺ ነይርኺ ሕጂ ኢስላመይቲ ኮይኒኺ ኣለኺ ሰለዚ እምነትኪ ዘቀየረኪ ብፍቅር ድዩስ ወይ እቲ ቁርኣንና እቲ መፅሓፍ ቅዱስ ኣኒብብኪ ተረዲእኪዮ እኺ ቀይርኺ ምክንያቱ ኣንቢብኪ እንተ ኾይኒኺ እታ ዘቀየረትኪ ጥቅሲ ወይ እቲ ሓቂ ዘይኾነ ክንፈልጦ ሰለ ዝደለኹ እየ ኩሉ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ክኽተል ስለ ዝደሊ 2)) ብመልክዕ ቁርኣን ኣረዲእኺ ኣምሂርኪ ዝቀየርክዮ ሰብከ ኣለኪ ዶ 3)) ብዛዕባ ሃይማኖት ካብ ቤተ ሰብ ዝመፀአኪ ሕቶከ ብኸመይ ትምልሱሎም ብመልክዕ ቁርኣንዶ ወይ ብድልየተይ ኢልኪ ትምልስዮም💜እዚአን ትምሉሱለይ ብሃንቀውታ ይፅበ ከይት ሓልፉኒ በቲ ትኣምንዎ ፈጣርኹም ሒዘኩም እየ🤲ሰላምኩም ይብዛሕ ስለ ዝፈትወኩም እየ ክዓ❤😘
@smerhsoso7490
2 жыл бұрын
ናይ ልበይ ሕቶ ጊን መፅሓፍ ቁዱስ ኣምቢባ ተረዲኣ እንተትከውን በፉፁም ያሃም ቀየረትን
@user-wh6di9kd7w
2 жыл бұрын
መፅሓፍ ቅዱስ ተትፍልጥ ነይራ ብፍፅም ሃይማኖታ አይምቅየራትን ነይራ ከብ ሃይማኖተይ ከቅዩራ ስክድይ ንስፍ እንድንል ዝሕልፍው ቅዱስን አብታትና አነ እውን ክስዒብ እዩ አስራም ተመስገን አምላክ አነስ ጓል ክርስቶስ እዩ ተመስገን ተመስገን
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@user-wh6di9kd7w ብሓቂ በእውነት ተመስገን ፈጣሪ ደቁ ዝገበረና ኣይፈሎጦቶን እዚ ሰማያዊ ሂወት ጣዕሙ ጣዕሚ ምድራዊ እያ ሪኣ
@user-oe3ry9lv8z
2 жыл бұрын
@@smerhsoso7490 ብሓቂ
@user-ys3rw9mg1j
2 жыл бұрын
ናይ ልበይ ሕቶ
@user-fu8vz4bw3z
2 жыл бұрын
ቀደማኩም ፅዮን ምሳኩም ትኩን❤❤
@user-yn8tb8ij3c
2 жыл бұрын
ወግዕኹም ክምችወኒ ኣነስ ማርያምን በጃኹም ክፋል ክልተ ግበሩላ ትዝክሩ ዶ ማሜ ምስ ዓርክኻ እና ሃኒቾ ቲክቶክ ላዪቨ ክትኣትዩ ይገርመኩም ገዜ ድቃሰይ ዝነበረ ምሳኹም ኮፍ ኢለ በይነይ ናሳሓቅኩ ሓዲረ በጃኹም ድገሙና ኣይትጥፍኡ ኣነስ እግዛብሄርን ክፈትወኩም ብልበይ እየ
@Mebrahti
2 жыл бұрын
ሕቡናት ተጋሩ ብምኳንኩም ንሕበን ኣጆኹም♥️ ክንደይ ወሲደልካ ካአ ትብሊ እንታይ ክትወስድሉ እምነትኪ ኳ ኣፍሪስኪ ከሰትምሕሊ ከለኪ ገለ ተሰሚዕኒ ካብ ከደም ትክተልየሸ ምኮንኪ ኮ ገለ ኣይምበልኩን!
@marym2102
2 жыл бұрын
ኣነስ ድሰ ክትብሉኒ ፍቅርኹም የፅናዓዮ ፈጣሪ
@maharihagus9345
2 жыл бұрын
ኣነ ግን ጥያቄ ኣለኒ ኣብ ሱዑድ ክንደይ ዓመት ጌርኩም ሃኒከ ኢጋማ ኣለዋ ዶ ቆልዓኩም ከ ኣበይ ኣሎ ❤❤❤
@deqeyalemey5087
2 жыл бұрын
Ma sha Allah you guys are adorable may Allah bless you 🤲🤲
@yute2286
2 жыл бұрын
2ክፋል ክትመልሰለይ ተስፍ ክገብር ተመርዕውኩም ዲኩም ወይስ ብዕርክነት እኩም ተነብሩ አለኩም ደሞ ተዘይተጋግየይ ወልድኩም እኪም ከመይ ነይሩ አቀባብላ ብበተሰብ ወገንስ ፍቅርኩም አምላክ የብዘሓልኩም 🙏🙏እና ናብ ስደት ብሓደ ዲኩም ወፅኩም ወይ በበይንኩም ልምንታይ ከ ሰደት መርፅኩም ሰደት ነዓኩም ከመይ ትገልፀዎ ምስ ውላድኩም ተፋላልኩም ክትነብሩ ከለኩምስ ናፍቆት ከመይ እዩ ክትመልስለይ ተስፍ ክገብር ሓደራ ከይትሓልፍዋ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-bh4ho4ol3p
2 жыл бұрын
ወሊዶም ድዮም እሰይ ታዓዲሎም ዋይ እሰይ በሉ መሉሱላ ዛሓፍትና
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@user-bh4ho4ol3p እምነታ ብምክሓድከ የሕዝነክንዶ እስክን ትገዳ መንጨብጨብቲ ክንዲ ምክሪ ትባኣስ ተንጨብጭባላ ኣለክን ደቂ #እመብርሃነይ👏👏
@slamall959
2 жыл бұрын
@@user-wt4hp3ln5m እዝኣስ ወላ ኣነ ኣይትዊሓጠትለይ ምኽንያቱ ወጀራት እየ ምስ በለት ከመይ ላ ድኣ ሞሱሉም ኾይና ወጀራት ስ ሞሱሉም የለይ ዋ እለ ብጣዕም ግር ኢሉን
@user-bh4ho4ol3p
2 жыл бұрын
@@user-wt4hp3ln5m እሺ መጀመርታ አነ ዝፃሓፍክዎ አስተውዒልኪ አንብብዮ ኻላአይ ብዛዓባ ሃይማኖታ ዝፎልጦ ነገር የብለን አነ ሙስሊም እያ መሲላቲኒ ነይራ እምበር ምንጭብጫብ እሲ አይፈትውን ወጀራት ደሞ አይፈልጦን
@user-wt4hp3ln5m
2 жыл бұрын
@@user-bh4ho4ol3p ሕራይ ኣነ ኣንቢቦዮ እየ ዝያዳይ ግን ስለ ሃይማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ትፈልጢ ትማሃሪ ኣለኪ እሳ ክርስትያን ነይራ ደሓር ላብ ኣስላመይቲ ዝተቀየረት እያ እና ልበደልኩኪ ይቅሬታ ፆም ኣርባዓ ይጅመርሎ ሞ ብሩክ ፆም ይግበረልና
@zenewuselemin2184
2 жыл бұрын
ዋዋው ካልኣይ ክፋል ቀፅልሉ 🌹❤️
@user-el7dr3us6i
2 жыл бұрын
ፎእእእእ ኣነስ ልጓል ፅሪፈ ኣይፈልጣ እንተ ንስኪ ግን ?ልፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖት ትቅይሪ መፅሓፍ ቅዱስ ገልፅኪ ረእየይ ኣማ እንታይ ከም ዝብል ክርደእኪ እዩ
@merigaltigraynice7841
2 жыл бұрын
ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💖💖💖💊
@nonokonjo5821
2 жыл бұрын
ጹሩያት ደቂ ዓደይ ኣላህ ይሕፈዝኩሙ
@user-kf1xp8dg5e
2 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ትቡሎ ፍቅርኹም ይብዝሕዮ🌹🌹❤❤
@amanielaregawi7278
2 жыл бұрын
ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉልና ደስ በሃልቲ ሙቁራት ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤
@askalgebrehiwet9383
2 жыл бұрын
Asey des behalti egzabiher hadarkum ybarkelkum 🙏
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
2 жыл бұрын
እዞም ዝፈትዎም ፍቁራት ደቂ ሪመይ ❤️💛ፍቅርኩም ይሰስን ሓዳርኩም ይባረክ ❤️💛
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ ደምሪኝ❤
@jerusgeb4791
2 жыл бұрын
They’re so cute together😍😍
@gual70enderta17
2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነስ ማሜ ክዛረብ ተሎ ኩሉ ነገሩ ክሪኦ ተለኩ ለዋህ እዩ ልመስለኒ ብሓቂ ከምኡ ዶ ይኾን ❤💛🙏
@hbhf8927
2 жыл бұрын
ክክክክክ አታ አስቁኩምኒ አብ ፍቅሪኩም ሳሓቅ ይዓድልኩም ሙቁራተይ😘😘😘❤
@makilove6390
3 ай бұрын
ፍቅሪ ብዘይ ኣምላክ ባዶ😢
@user-rs5xl1tu5e
2 жыл бұрын
አሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ👏 ❤❤❤🥰😘
@merhawitmuaz1619
Ай бұрын
ደምረን ወለላይ
@ferwinhafetu4952
2 жыл бұрын
ፍቕርኺም ብዝሕ ትርፍ ይበል🤗🦋
@suzibobee2809
2 жыл бұрын
ደስ ባሃሊ ለለ ቀፅሉ
@bitiyamilleht6636
2 жыл бұрын
ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ😍😍😍😍
@user-tu4tw2pd5k
2 жыл бұрын
Shikorinatat ajokum Kab hawkum Eritrea 🇪🇷♥❤😍✨💖
@helenkalaytigraweyti3732
2 жыл бұрын
ፅሩያት 💊😍
@lilitubetgray5616
2 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ ደቂ ረመይ
@user-vq7re2qg8c
2 жыл бұрын
❤💛ምቁራተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-mm4xf7ff8v
2 жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት ❤❤❤❤
@girmanshealem6294
2 жыл бұрын
እንዳ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩም ካልኣይ ክፋል ይቀፅል
@rodastesfay3809
2 жыл бұрын
መን ኣሎ ግን ከምዚ ከማይ ናይ ማሜ ዕላል ደስ ዝብሎ ዘስሕቖ
@user-io4bw1wp8l
2 жыл бұрын
ብርሃን ገፆሙ ሙቁራተይ ፍቅርኩሙ ይሰስን ውሉዱኩሙ የርእየና ሓላላተይ💓💛💙💓💛💙💐💐💐💏💏💏💏
@hayatnuguse5281
2 жыл бұрын
Egzabher amlaki ayleyach etaye &amchye 💖💖💖💖💖💖💖💖
@ttyy7566
2 жыл бұрын
አሰይሙቁራተይ ፍቅርኩም ይዓንቡብ😘😘😘
@user-tl2sb5hr5q
2 жыл бұрын
የምወዳችሁ ማሜ ግን በጣምነው የሚያሰቀኝ ሲያወራ😂😂😍😍😍😍❤❤❤❤
@meazi_mizu
2 жыл бұрын
ኣሰይ ደስብሃሎ እግዛብሔር ሓዳርኹም ይባርኸልኹም🙏❤️
@sabemaryoutube2367
2 жыл бұрын
Sab thawaweru
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ ደምሪኝ❤
@fatmahagos46
2 жыл бұрын
Mashalah Alaah yehfezkom😍
@user-ju6db7tg1e
2 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ 2ይ ክፋል ንፅበ🙏🤴🥰👸
@merisolomon9438
2 жыл бұрын
ኣሰይ ፅርያተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ክብራተይ💘💘💘
@user-xr3hf7yw4f
2 жыл бұрын
Shikorat fikrkum ybarik
@user-cq2xj8fe2z
2 жыл бұрын
ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይሰስን ድስ ክትብሉኒ ሙቁራት👑💙💘🙏
@user-ni7fg3gf3v
10 ай бұрын
ውዴ ደምሪኝ❤
@user-np5it3qr3s
2 жыл бұрын
Part 2..ብርሃን ገጾም ክፈትወኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🥰😍
@user-by3py2qr6k
2 жыл бұрын
part 2 ግበሩልና በወላዲትኩም ሙቁራት
@fhhcvh439
2 жыл бұрын
አሰይ ሙቁራተይ ቀፅሉ ካልአይ ክፉል ፁቡቃተይ
@gfftggt6311
2 жыл бұрын
ተጋሩ ድዮም ያ ጀምዓ
@user-nr5zm4kd7j
2 ай бұрын
Iwe❤
@wedihaji8413
2 жыл бұрын
ማሻኣላህ ረበና ያሕፍዝኩም
@user-ex9gr7dc8q
2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋትና ፍቅረኩም ብዝሕሕ ትርፍፍፍፍ ይበል እሺኒ ሕቶ አለኒ ብቃደመይ አብ ወጀራት እየ ዓደይይይ አብ ወጀሪት እየ ትወልደ አለኺ ጸንሕኽ ማለት አብ ወጀራት መሰልም የለን ወላሰ ድሓረ አኽ ቀይሪኽ ግን አሕዋተይ አነ መሰሉም አብ ወጀራት የለን ዝበልኹ መሰሉም ጸልኤ አይኾንኹይ ሰለ ዘየሎ እዩ ካብ ሕተይ ሰሕተት እንተሃልዩ ይቅረታ ሰለ ዝፈትወኩም እዩ ብሰም እትአምኒዋ ፍጣሪኩም ሕተይ ከይትሕልፍዋ ሰላምን ፍቅሪን ይልአከልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት
@user-su8by1vd9s
2 жыл бұрын
ቆየ😘😘
@user-ex9gr7dc8q
2 жыл бұрын
@@user-su8by1vd9sዋየ ክክክ እንታይ እዩ ናብ ዝኾድኾ ትመፅኢለኺ ቆ❤😂😘
@user-su8by1vd9s
2 жыл бұрын
ስለ ዝፈትወኪ ፍቅረይ ትማሃርማ ክምርዖወኪ እየ ዋ😍😂😂😂
@user-ex9gr7dc8q
2 жыл бұрын
@@user-su8by1vd9s ክክክ ጨለ ናፍቀኺ ደውልለይ ማ🙄😂😍😍
@uehheh7006
2 жыл бұрын
ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት አሕዋት
@uehheh7006
2 жыл бұрын
ኤፌሳን 4 5
@aliisaed7684
2 жыл бұрын
ብሓቂ ✝️😭😭😭😭😭😭😭☝️
@uehheh7006
2 жыл бұрын
@@aliisaed7684 እወ ሃይማኖት ማለት ሓንቲ ይአ ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት ኤፌሳን ምዕራፍ 4 5 እቲ ልዕሊ ኩሉን ብኩሉን አብ ኩሉን ዘሎ ሓደ አምላክ ኣቦ ኩሉን ንሱ እዮ ግናከ ብመስፈር ውህበት ክርስቶስ ንነፍሲ ወከፍና ጸጋ ተውሂቡ እዮ
@missyoumam1223
2 жыл бұрын
ጹሩያት ደቂ ሓላል መርየት
@muzitgaltgray166
2 жыл бұрын
Mara eye hazine ms reekwa Ayfltan gn Ahwatey tegaru Nay hani ktktela ntenkek haymanetna nflto eina tewaedo Ena em hamanetka mkyar mumat yhesh 🇪🇷⛪🇻🇳🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@lailalaila3615
2 жыл бұрын
ብትክክል😢
@tigray1221
2 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮርናታት🥰🥰🥰♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛💛♥️
@user-le4wv7ls2j
2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ሽኮራ
@hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
2 жыл бұрын
እሰይይይይ ደስ ክትብሉ ፅብቃተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gualaragure8784
2 жыл бұрын
ማሜ & ሃኒ ክፈትወኩም ሙቁራተይ ቀፅልሉ ናብ ሕቶይ ክአቲ ሃይማኖት ናይ ውልቀካ እምነት ሰለ ዝኮነ አብዙይ አይከራከርን ግን ሕብረተሰብና ሃይማኖት ምቅያር ብጣዕሚ ስለ ዝቋወም ➡ ናይ ቤተሰብክን ፈተውትክን ግብረ መልሲ ከመይ ነይሩ ሃይማኖትኪ ምስ ቀየርኪ ? ➡አሚንክሉ ዲኪ ቀይርክስ ወላ ብፍቅሪ ማሜ ? ➡ወድኩምከ መን ይበሃል አበይ አሎ ? ➡ ናብ ስራሕኪ ክአቲ እዚ ስራሕኪ ካብ ትጅምሪ ዘጋጠሙኪ ፅቡቃት ነገራት ተጋኑፎታትን አለዉኪ ዶ ? ➡እዘን መሳርሕትኪከ ተጋሩ ድየን ? ➡ናይ መጨረሻ ሕቶይ ንማሜ ማሜ ሓወይ ከኽብረካ መዓት እየ ወዲሪመይ ሕቶይ ሃኒ ቆንጆ እያ ብዙሓት ሰባት ብመልከዓ ይግረሙ ብፍላይ አብ tiktok ቪድዮ ይሰርሑላ አብ ኮሜንት እውን ፍቅሮም ይገልፁላ ቀኒእካ ወይ ተናዲድካዶ ትፈልጥ ወይስ ተሓጊስካ ? ➡
@biariayaselaseztefeterkubu8545
2 жыл бұрын
Konjo kone ferji mesle Ewe do wy konjo do koykan love ❤️ u God bless your love
@sedddd4792
2 жыл бұрын
ዋውው ፅብቅ ኣማሃሪ ነገር እዩ
@alugaltigray9572
2 жыл бұрын
ምቅራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ😍💛❤️
@newaccount5252
2 жыл бұрын
ደስክትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሙቁራት❤️💕💕💘💘❤️
@umiimayaialib769
2 жыл бұрын
Mashallah habaybi kab firi ziabi yelen inshallah rebina yhfizkuom
@fhch2999
2 жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ሪመይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@jemalabdu9061
2 жыл бұрын
ቆናጆ❤❤❤❤😍😍😍
@user-ip3jw5bl4e
2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ደሰ ክትቡሉ😘❤❤❤
@mahderasgedom3918
2 жыл бұрын
ሙቁራተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበለለይ(port2 )
@BrhanBrhan-wc4zu
2 жыл бұрын
ኣትም ሰባት ብሳሐቅ ምይተ ፅርያት
@user-os8eo5qp9c
2 жыл бұрын
ASEYYY MUKURATEY edimeni tinani yihabikumi🙏🏻💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘pls part 2
@user-sr1cs7jf2d
2 жыл бұрын
ማሻኣላህ
@user-fs9rg8ds3h
2 жыл бұрын
እሰይይይይይ ተጋሩዋኒ ፅሩያት❤❤❤❤
Пікірлер: 569